ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ጥቅምቲ 2023

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 11 ታሕሳስ 2023–7 ጥሪ 2024 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

1923—ቅድሚ ሚእቲ ዓመት

በታ ዓመት እቲኣ፡ ተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ኣምልኾኦም ኰነ ኣብ ዕዮ ስብከቶም ለውጥታት ገበሩ። እዚ ዘፍረዮ ሓድነት ድማ፡ ክሳዕ ሕጂ መለለዪ ናይ ሓቂ ኣምልኾ ዀይኑ ኣሎ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 42

“ሰማዕ” ዲኻ፧

ኣብ 11-17 ታሕሳስ 2023 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 43

‘ኬበርትዓካ እዩ’—ብኸመይ፧

ኣብ 18-24 ታሕሳስ 2023 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 44

ንቓል ኣምላኽ ብዅሉ ሸነኹ መርምሮ

ኣብ 25-31 ታሕሳስ 2023 ዚጽናዕ።

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

እስራኤላውያን ኣብ በረኻ ኣብ ዝነበረሉ እዋን፡ ብዘይካ ማናን ብርኒጎን ካልእ ዚብላዕ ነይርዎምዶ፧