መዛኑኻ እንታይ ይብሉ፧ ካብ ኵሉ ዝበለጸ ህይወት ኣጻውት ካብ ኵሉ ዝበለጸ ህይወት ኣብ ህይወትካ እንታይ ክትገብር ኢኻ እትደሊ፧ ሓንቲ ጓል ንሸቶታታ ምውቃዓ ብኸመይ ኣብ ህይወታ ሓጐስ ከም ዝረኸበት ርአ። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት መዛኑኻ እንታይ ይብሉ፧ መንፈሳውነት መንእሰያት እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ መንእሰያት ዚሓትትዎ ክጥመቕዶ፧—ትርጉም ጥምቀት ክትጥመቕ ትሓስብ እንተ ኣሊኻ፡ ፈለማ ትርጉሙ ኽትርዳእ ኣሎካ። መንእሰያት ዚሓትትዎ ድሕሪ ጥምቀት እንታይ እየ ኽገብር ዘሎኒ፧—1ይ ክፋል፦ ንጥፈታትካ ኣይተቋርጽ ድሕሪ ጥምቀት፡ ምስ ኣምላኽ ዘሎካ ዕርክነት ዓቅብ። ኣዘውቲርካ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጽንዕ፡ ጸሊ፡ ብዛዕባ እምነትካ ንገር፡ ኣብ ክርስትያናዊ ኣኼባታት እውን ተኣከብ። መዛኑኻ እንታይ ይብሉ፧ መንእሰያት ብዛዕባ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ይገልጹ ንባብ ኵሉ ሳዕ ቀሊል ኣይኰነን፣ መጽሓፍ ቅዱስ ምንባብ ግና ጻማ ዘለዎ እዩ። ኣርባዕተ መንእሰያት ብኸመይ ካብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ከም እተጠቕሙ ይገልጹ። መንእሰያት ዚሓትትዎ ስለምንታይ እየ ኽጽሊ ዘሎኒ፧ ጸሎት ስነ ኣእምሮኣዊ ጥቕሚ ዘለዎ ጥራይ ድዩ ወይስ ካብኡ ንላዕሊ ኣገዳስነት ኣለዎ፧ ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ካብ ኵሉ ዝበለጸ ህይወት መዛኑኻ እንታይ ይብሉ፧ ካብ ኵሉ ዝበለጸ ህይወት ትግርኛ ካብ ኵሉ ዝበለጸ ህይወት https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/502014231/univ/art/502014231_univ_sqr_xl.jpg