ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ትምህርቲ 3፦ ኵሉ ሳዕ ጸሊ

ትምህርቲ 3፦ ኵሉ ሳዕ ጸሊ

ምስ ሶፍያ ሓቢርካ ናብ የሆዋ ዅሉ ሳዕ ብዛዕባ ምጽላይ ዘምር።

እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ

ንጥፈታት ዓርኪ የሆዋ ኹን

ኵሉ ሳዕ ጸሊ፦ ሙዚቃን ግጥምን

ሙዚቃን ግጥሚ መዝሙርን ዝሓዘ ወረቐት ኣራግፍ። ቈልዑ ነዛ ብቐሊሉ እትልመድ መዝሙር ኪፈትውዋ እዮም!

ቪድዮታት

ካብ ኣዕሩኽ የሆዋ ተምሃር

ካብቶም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሶም ዘለዉ ኣዕሩኽ የሆዋ ዝዀኑ ሰባት ተምሃር።

ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ

ንጥፈታት ንቘልዑ

በዚ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ንጥፈታት ጌርካ፡ ንደቅኻ መንፈሳዊ ስርዓታት ምሃሮም።