ታሪኽ ህይወት ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ኣብ መላእ ዓለም ዚርከቡ ኣብ ህይወቶም ንኣምልኾ የሆዋ ቐዳምነት ዝሃቡ ሰብኡትን ኣንስትን። ታሪኾም ኬተባብዓካን እምነትካ ኼደልድለልካን እዩ።

ኣብ መጽሔታትና ዚርከብ ታሪኽ ህይወት

ካብ 1955 ጀሚሩ ኣብ ግምቢ ዘብዐኛንቕሑ!ን ዚርከብ ብኣማእታት ዚቑጸር ታሪኽ ህይወት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዝሓዘ ሊንክ።

ኣስቴር ፓርከር

ምሉእ ብምሉእ ንየሆዋ ውፉይ ዝዀነ ህይወት ክነብር እደሊ ነይረ

ኣስቴር ካብ ቍልዕነታ ኣትሒዛ ንሓቂ ትፈትዋ ነይራ። ኣብ እዋን እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረ ፖለቲካዊ ናዕቢ፡ እምነታ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ተፈቲና እያ፣ ጸኒሓ፡ ኣብቲ ኣብ ኒው ዮርክ ዚርከብ ቤት-ኤል ኣገልጊላ፡ ድሕሪኡ ድማ፡ ሰለስተ ኣወዳት ኣዕብያ እያ።

ፊሊስ ሊያንግ

የሆዋ ንዘርኣኽዎ ፍቓደኛነት ባሪኽዎ

ፊሊስ ኣብ እተፈላለየ ምደባታት ኣገልጊላ እያ። ነቲ ሓድሽ ቦታታት ንምልማድን ንጸገማት ንምጽዋርን ዘርኣየቶ መንፈስ ፍቓደኛነት ብዙሕ በረኸት ኣምጺኡላ እዩ። ሓድሓደ ግዜ፡ ብዘይተጸበየቶ መገድታት ተባሪኻ እያ።

ጎርጊ ፖርቺልያን

“ንየሆዋ ዘላትኒ ፍቕሪ ኽጸንዕ ደጊፋትኒ”

ፍትሕን ናይ ኣእምሮ ሰላምን ምንዳዩ፡ ናይ የሆዋ ምስክር ኪኸውን ኣኽኢልዎ። ፍቕሪ የሆዋ ኣብ ደንበ ሸቕሊ ተሓዪሩ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ደጊፋቶ፡ ነታ ፍቕርቲ ሰበይቱ ኽኣልያ ዜድልዮ ሓገዝ እውን ሂባቶ።

Sorry, there are no terms that match your selection.