ንቕሑ! ታሕሳስ 2014 | ብዛዕባ ኣእምሮኣዊ ምዝንባል ክትፈልጦ ዘሎካ ነገራት
ኣእምሮኣዊ ምዝንባል ኣዝዩ ኸቢድ ኪኸውን ዚኽእል እኳ እንተ ዀነ፡ ብዙሓት ሰባት ግና ኪሕከሙ ኣይደልዩን እዮም። ስለምንታይ፧
ካብ ከባቢ ዓለም
ተወሳኺ ዛዕባ፦ ዝነውሐ ዕድመ ብህይወት ዝነበረ እንስሳ፡ ንኺደርቕ ቍሩብ ዝተረፎ ፍሉጥ ቀላይ፡ ሓደጋ ሕማም ልቢ ዜጋጥመሉ እዋን።
ንስድራ ቤት
ብኸመይ ተዓጻጻፊ ኸም እትኸውን
ንዓኻ ዀነ ንመጻምድትኻ፡ ቈየቛ ሓዲግኩም፡ ብሓባር ኴንኩም መፍትሒ ንኽትደልዩ ኺሕግዘኩም ዚኽእል ኣርባዕተ ነጥብታት።
ገዚፍ ኣዒንቲ—ደቂቕ ሰብነት
ሓንቲ ዓይና ኻብ ሓንጎላ ትገዝፍ።
መሐበሪ ርእሰ ነገር ንቕሑ! 2014
ብርእሰ ነገር እተሰርዐ መሐበሪ እቲ ኣብ 2014 እተሓትመ ዓንቀጻት ንቕሑ!።