JW LIBRARY Frequently Asked Questions—JW Library (Android) ኣጻውት Frequently Asked Questions—JW Library (Android) ንዅሉ ዘርግሓዮ ንዅሉ ጠርንፎ ዕልባተይን ዘድመቕክዎ ጽሑፋትን ተዓቂቡ ይጸንሕ ድዩ፧ ኣይጸንሕን እዩ። JW Library ደምሲስካ ኸም ብሓድሽ እንተ ጽዒንካዮ፡ ኵሉ ዕልባትካን ዘድመቕካዮ ጽሑፋትን ይጠፍእ እዩ። ሓንቲ ጽሕፍቲ ጥራይ ደምሲስካ ኸም ብሓድሽ እንተ ኣራጊፍካ ግና፡ እቲ ኣብታ ጽሕፍቲ ጌርካዮ ዝነበርካ ዕልባትን ዘድመቕካዮ ሓሳባትን ተዓቂቡ ኺጸንሓካ እዩ። ዕልባተይን ዘድመቕክዎ ጽሑፋትን ምስ ካልእ ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታተይ ሲንክሮናይዝ ክገብሮ እኽእል ድየ፧ ኣይትኽእልን ኢኻ። ኣብዚ ግዜ እዚ፡ ነቲ ዝገበርካዮ ዕልባትን ዘድመቕካዮ ጽሑፋትን፡ ኣብ ሓደ ኤሌክትሮኒካዊ መሳርሒ ጥራይ ኢኻ ኽትረኽቦ እትኽእል። ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ Frequently Asked Questions—JW Library (Android) ኣፕሊኬሽን JW LIBRARY Frequently Asked Questions—JW Library (Android) ትግርኛ Frequently Asked Questions—JW Library (Android) https://assetsnffrgf-a.akamaihd.net/assets/ct/d8f8c0370e/images/syn_placeholder_sqr.png