መደብ ኣኼባ ወረዳ 2017-2018—ምስ ተወካሊ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር

ብተወካሊ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር ንዚቐርብ መደረታት ዚሕብር መደብ ኣኼባ ወረዳ ርአ።

ሕጊ ክርስቶስ ንምፍጻም ኣይትተሓለሉ!

ኣብቲ ኣኼባ፡ ሕጊ ክርስቶስ እንታይ ምዃኑን ብኸመይ ክንፍጽሞ ኸም እንኽእልን ኪግለጽ እዩ።

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ

እዚ ሕቶታት እዚ፡ ኣብ እዋን ኣኼባ ወረዳ ኺምለስ እዩ።