መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
-
“ሕጊ ክርስቶስ” እንታይ እዩ፧ (ገላ. 6:2)
-
ሰባት ኣብ ዘይርእዩና እዋን፡ ሕጊ ክርስቶስ ክንፍጽም እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (1 ቈረ. 10:31)
-
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ሕጊ ክርስቶስ ክንፍጽም እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ሉቃ. 16:10፣ ማቴ. 22:39፣ ግብ. 20:35)
-
ሕጊ ክርስቶስ ካብ ሕጊ ሙሴ ዚበልጽ ብኸመይ እዩ፧ (1 ጴጥ. 2:16)
- ሰብ ሓዳርን ወለድን ኣብ ስድራ ቤቶም ሕጊ ክርስቶስ ኪፍጽሙ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧ (
-
ኣብ ቤት ትምህርቲ፡ ሕጊ ክርስቶስ ክትፍጽሙ እትኽእሉ ብኸመይ ኢኹም፧ (መዝ. 1:1-3፣ ዮሃ. 17:14)
-
ከምቲ የሱስ ዘፍቀረና፡ ንኻልኦት ከነፍቅር እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ገላ. 6:1-5, 10)