መደብ ኣኼባ ወረዳ 2017-2018—ምስ ሓላው ወረዳ

ብሓላው ወረዳ ንዚቐርብ ሰለስተ መደረታት ዚሕብር መደብ ኣኼባ ወረዳ ርአ።

ሰናይ ንምግባር ኣይትተሓለሉ!

ሰናይ ምግባር ቀሊል ዘይኰነ ስለምንታይ እዩ፧ ክንዕወት ግና እንታይ ኪሕግዘና ይኽእል፧

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ

እዚ ሕቶታት እዚ፡ ኣብ እዋን ኣኼባ ወረዳ ኺምለስ እዩ።