ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሰናይ ንምግባር ኣይትተሓለሉ!

ሰናይ ንምግባር ኣይትተሓለሉ!

ቅድሚ ቐትሪ

  • 9:30 ሙዚቃ

  • 9:40 መዝሙር ቍ. 77ን ጸሎትን

  • 9:50 ሰናይ ምግባር ቀሊል ዘይኰነ ስለምንታይ እዩ፧

  • 10:05 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ንስጋ ኢልኩም ኣይትዝርኡ

    • ንማሕበራዊ መራኸቢ ብጥበብ ተጠቐሙሉ

    • ጥዑይ መዘናግዒ ምረጹ

    • ንመንፈስ ቅንኢ ተቓለስዎ

    • ዜተኣማምን መጻኢ ኺህልወኩም ጽዓሩ

  • 11:05 መዝሙር ቍ. 45ን ምልክታታትን

  • 11:15 ንዅሉ ሰናይ ግበሩ

  • 11:30 ወፈያን ጥምቀትን

  • 12:00 መዝሙር ቍ. 63

ድሕሪ ቐትሪ

  • 1:10 ሙዚቃ

  • 1:20 መዝሙር ቍ. 127ን ጸሎትን

  • 1:30 ህዝባዊ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ንኣምላኽ ከተዐሽውዎ ኣይትፈትኑ—ብኸመይ፧

  • 2:00 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ

  • 2:30 መዝሙር ቍ. 59ን ምልክታታትን

  • 2:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ንመንፈስ ኢልኩም ዝርኡ

    • ጽቡቕ ልማድ መጽናዕቲ ኣማዕብሉ

    • ንህይወትኩም ብስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ምርሕዋ

    • ‘ኢድኩም ኣይተዕርፉ’

  • 3:40 እንተ ዘይተሓሊልና እንታይ ኢና እንዓጽድ፧

  • 4:15 መዝሙር ቍ. 126ን ጸሎትን