ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
  1. ሰናይ ምግባር ቀሊል ዘይኰነ ስለምንታይ እዩ፧ (1 ጴጥ. 5:8፣ ሮሜ 12:2፣ ሮሜ 7:21-25)

  2. ንስጋ ኢልካ ምዝራእ ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ ብኸመይከ ኸነርሕቖ ንኽእል፧ (ገላ. 6:8)

  3. ንመን ኢና ‘ሰናይ ክንገብር’ ዘሎና፧ (ገላ. 6:10)

  4. ንመንፈስ ኢልና ኽንዘርእ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ገላ. 6:8)

  5. እንተ ዘይተሓሊልና እንታይ ኢና እንዓጽድ፧ (ገላ. 6:9)