ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
  1. 1. እምነት ብምርኣይና እንታይ ንረክብ፧ (ዮሃ. 3:16)

  2. 2. ይስሃቅን ርብቃን ኣስቴርን ጢሞቴዎስን ንዘርኣይዋ እምነት ብኸመይ ክንቀድሓ ንኽእል፧ (መክ. 4:11, 12፣ መዝ. 119:46፣ 2 ጢሞ. 1:5)

  3. 3. ብድሆታት እናኣጋጠመና ኽነሱ፡ ብቐጻሊ ኽንሰብኽ ዚድርኸና እንታይ እዩ፧ (2 ቈረ. 4:13)

  4. 4. መዓልቲ መዓልቲ ‘ብእምነት እንመላለስ’ ብኸመይ ኢና፧ (2 ቈረ. 5:7)

  5. 5. ብየሆዋ ኽንፍለጥ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (2 ጢሞ. 2:19፣ ያእ. 4:6፣ 2 ቈረ. 13:5)