ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

“እመኑ”!

“እመኑ”!

ዮሃንስ 14:1

ቅድሚ ቐትሪ

  • 9:30 ሙዚቃ

  • 9:40 መዝሙር ቍ. 118ን ጸሎትን

  • 9:50 “እመኑ”!—ብኸመይን ስለምንታይን፧

  • 10:05 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ነቶም ዚኣምኑ ምሰልዎም

    • • ይስሃቅን ርብቃን

    • • ኣስቴር

    • • ጢሞቴዎስ

  • 11:05 መዝሙር ቍ. 60ን ምልክታታትን

  • 11:15 ‘ኣሚንና፣ ስለዚ፡ ተዛሪብና’

  • 11:30 ወፈያን ጥምቀትን

  • 12:00 መዝሙር ቍ. 52

ድሕሪ ቐትሪ

  • 1:10 ሙዚቃ

  • 1:20 መዝሙር ቍ. 9ን ጸሎትን

  • 1:30 ህዝባዊ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ፦ በቲ “ኺሕሱ ዘይክእል ኣምላኽ” እመኑ

  • 2:00 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ

  • 2:30 መዝሙር ቍ. 54ን ምልክታታትን

  • 2:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ መዓልቲ መዓልቲ ‘ብእምነት ተመላለሱ’

    • • “ኣይትጨነቑ”

    • • “ንግዜኹም ብዝበለጸ ተጠቐሙሉ”

    • • ‘ካብ ዓለም ኣይትኹኑ’

  • 3:40 “የሆዋ ነቶም ናቱ ዘበሉ ይፈልጦም እዩ”

  • 4:15 መዝሙር ቍ. 7ን ጸሎትን