ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
  1. 1. ሎሚ እምነትና ኸነደልድል ዜድልየና ስለምንታይ እዩ፧ (እብ. 10:39)

  2. 2. የሆዋ ዘይርአ ኽነሱ ‘ኽንርእዮ’ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (እብ. 11:27)

  3. 3. ትንቢት መጽሓፍ ቅዱስ ምምርማር ጠቓሚ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ (ሮሜ 10:17)

  4. 4. መንፈስ ቅዱስ፡ እምነት ከነማዕብል ብኸመይ ኪሕግዘና ይኽእል፧ (ሉቃ. 11:13፣ ገላ. 5:22)

  5. 5. ካልኦት እምነቶም ምእንቲ ኼደልድሉ ብኸመይ ክንሕግዞም ንኽእል፧ (1 ተሰ. 2:7, 8)

  6. 6. ‘ናብቲ ናይ እምነትና ቐንዲ ወኪልን ፍጹም ገባርን ኣተኲርና ኽንጥምት’ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ (እብ. 12:2, 3)