ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

እምነትኩም ኣደልድሉ!

እምነትኩም ኣደልድሉ!

እብራውያን 10:39

ቅድሚ ቐትሪ

  • 9:40 ሙዚቃ

  • 9:50 መዝሙር ቍ. 119ን ጸሎትን

  • 10:00 ሎሚ እምነትና ኸነደልድል ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧

  • 10:15 “ነቲ ዘይርአ” ትርእይዎ ዲኹም፧

  • 10:30 “እምነት ካብ ምስማዕ እያ”

  • 10:55 መዝሙር ቍ. 104ን ምልክታታትን

  • 11:05 ‘እቲ ፍረ መንፈስ እምነት እዩ’

  • 11:35 ወፈያን ጥምቀትን

  • 12:05 መዝሙር ቍ. 50

ድሕሪ ቐትሪ

  • 1:20 ሙዚቃ

  • 1:30 መዝሙር ቍ. 3

  • 1:35 ተመክሮታት

  • 1:45 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ

  • 2:15 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ንኻልኦት እምነቶም ኬደልድሉ ሓግዝዎም

    • • ንመንእሰያት ደቅኹም ሓግዝዎም

    • • ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስኩም ሓግዝዎም

    • • ንክርስትያናት ብጾትኩም ሓግዝዎም

  • 3:00 መዝሙር ቍ. 38ን ምልክታታትን

  • 3:10 ‘ናብቲ ናይ እምነትና ቐንዲ ወኪልን ፍጹም ገባርን ኣተኲርና ንጠምት’

  • 3:55 መዝሙር ቍ. 126ን ጸሎትን