መደብ ኣኼባ ወረዳ 2024-2025—ምስ ሓላው ወረዳ

‘ነቲ ብስራት ከም እትበቕዑ ዄንኩም ንበሩ’

ምስ ሓላው ወረዳ ንዚግበር ኣኼባ ወረዳ ዚኸውን መደብ ቅድሚ ቐትርን ድሕሪ ቐትርን።

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ።

እዚ ሕቶታት እዚ፡ ኣብ እዋን እቲ ኣኼባ ወረዳ ኺምለስ እዩ።