ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ።

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ።
  1. 1. ኣብቲ ብስራት ዘሎና እምነት ንኣነባብራና ዚጸልዎ ብኸመይ እዩ፧ (ፊል. 1:27፣ 3:8)

  2. 2. እቲ ብስራት ንህይወትና ብኸመይ ይጸልዎ፧ (ቈሎ. 1:5, 6)

  3. 3. ነቲ ብስራት ብቐጻሊ ከነካፍል ዚድርኸና እንታይ እዩ፧ (2 ጴጥ. 3:11, 12፣ 1 ቈረ. 9:19, 23)

  4. 4. ንርእስና ኸም ኣገልገልቲ ኣምላኽ ጌርና እነርኢ ብኸመይ ኢና፧ (2 ቈረ. 6:4-8)

  5. 5. ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ብኸመይ እዩ ዜሰልጥነና፧ (ቲቶ. 2:11-14)

© 2024 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania

CA-copgm25-TI