ሰንበት
“እቲ ኽሳዕ መወዳእታ ዚጻወር ግና ኪድሕን እዩ”—ማቴዎስ 24:13
ቅድሚ ቐትሪ
-
9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ
-
9:30 መዝሙር ቍ. 121ን ጸሎትን
-
9:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ “ብተጻዋርነት ንጕየ”
-
ክንዕወት ንጕየ! (1 ቈረንቶስ 9:24)
-
ብትግሃት ንሰልጥን (1 ቈረንቶስ 9:25-27)
-
ዘየድሊ ጾር ነልግስ (እብራውያን 12:1)
-
ነቶም ጽቡቕ ኣብነት ዝሓደጉልና ንምሰሎም (እብራውያን 12:2, 3)
-
መዓዛታት ዘለዎ ምግቢ ንመገብ (እብራውያን 5:12-14)
-
እኹል ማይ ንስተ (ራእይ 22:17)
-
ስርዓት እቲ ውድድር ንሓሉ (2 ጢሞቴዎስ 2:5)
-
ሽልማት ከም እንረክብ ንተኣማመን (ሮሜ 15:13)
-
-
11:10 መዝሙር ቍ. 141ን ምልክታታትን
-
11:20 ህዝባዊ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ተስፋ ኣይትቝረጹ! (ኢሳይያስ 48:17፣ ኤርምያስ 29:11)
-
11:50 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ
-
12:20 መዝሙር ቍ. 20ን ዕረፍትን
ድሕሪ ቐትሪ
-
1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ
-
1:45 መዝሙር ቍ. 57
-
1:50 ድራማ፦ ንሰበይቲ ሎጥ ዘክርዋ—3ይ ክፋል (ሉቃስ 17:28-33)
-
2:20 መዝሙር ቍ. 54ን ምልክታታትን
-
2:30 “ኣይኪድንጕን ድማ እዩ እሞ፡ . . . ተጸበዮ!” (ኣንባቆም 2:3)
-
3:30 መዝሙር ቍ. 129ን መዕጸዊ ጸሎትን