ዓርቢ
“ሰናይ ንምግባር ኣይንሰልኪ”—ገላትያ 6:9
ቅድሚ ቐትሪ
-
9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ
-
9:30 መዝሙር ቍ. 77ን ጸሎትን
-
9:40 መደረ ኣቦ መንበር፦ ምናዳ ሕጂ ኽንሕለል የብልናን! (ራእይ 12:12)
-
10:15 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ‘ከየቋረጽኩም’ ስበኹ
-
ብዘይወግዓዊ መገዲ (ግብሪ ሃዋርያት 5:42፣ መክብብ 11:6)
-
ኣብ በቤት (ግብሪ ሃዋርያት 20:20)
-
ብግህዶ (ግብሪ ሃዋርያት 17:17)
-
ደቀ መዛሙርቲ ምግባር (ሮሜ 1:14-16፣ 1 ቈረንቶስ 3:6)
-
-
11:05 መዝሙር ቍ. 76ን ምልክታታትን
-
11:15 ድራማዊ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ የሆዋ ንህዝቡ የናግፎም (ዘጸኣት 3:1-22፣ 4:1-9፣ 5:1-9፣ 6:1-8፣ 7:1-7፣ 14:5-10, 13-31፣ 15:1-21)
-
11:45 የሆዋ—ካብ ኵሉ ዝዓበየ ኣብነት ተጻዋርነት (ሮሜ 9:22, 23፣ 15:13፣ ያእቆብ 1:2-4)
-
12:15 መዝሙር ቍ. 115ን ዕረፍትን
ድሕሪ ቐትሪ
-
1:25 ሙዚቃዊ ቪድዮ
-
1:35 መዝሙር ቍ. 128
-
1:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ተጻወሩ
-
ግፍዒ (ማቴዎስ 5:38, 39)
-
እርጋን (ኢሳይያስ 46:4፣ ይሁዳ 20, 21)
-
ዘይፍጽምናና (ሮሜ 7:21-25)
-
ውርደት (ገላትያ 2:11-14፣ እብራውያን 12:5, 6, 10, 11)
-
ሕዱር ሕማም (መዝሙር 41:3)
-
ሞት ሰብና (መዝሙር 34:18)
-
መስጐጕቲ (ራእይ 1:9)
-
-
2:55 መዝሙር ቍ. 136ን ምልክታታትን
-
3:05 ድራማ፦ ንሰበይቲ ሎጥ ዘክርዋ—1ይ ክፋል (ሉቃስ 17:28-33)
-
3:35 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ክትጻወሩ ዜኽእለኩም ባህርያት ኣማዕብሉ
-
እምነት (እብራውያን 11:1)
-
ሕያውነት (ፊልጲ 4:8, 9)
-
ፍልጠት (ምሳሌ 2:10, 11)
-
ርእሰ ግትኣት (ገላትያ 5:22, 23)
-
-
4:15 እንታይ እንተ ጌርኩም ኢኹም ‘ከቶ ዘይትወድቁ፧’ (2 ጴጥሮስ 1:5-10፣ ኢሳይያስ 40:31፣ 2 ቈረንቶስ 4:7-9, 16)
-
4:50 መዝሙር ቍ. 3ን መዕጸዊ ጸሎትን