ቀዳም
“ከይፈርሁ ቓል ኣምላኽ ንምዝራብ ብዝያዳ ተቢዖም ኣለዉ”—ፊልጲ 1:14
ቅድሚ ቐትሪ
-
9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ
-
9:30 መዝሙር ቍ. 76ን ጸሎትን
-
9:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ትብዑ!
-
ኣቱም ተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ (ግብሪ ሃዋርያት 8:35, 36፣ 13:48)
-
ኣቱም መንእሰያት (መዝሙር 71:5፣ ምሳሌ 2:11)
-
ኣቱም ኣስፋሕቲ (1 ተሰሎንቄ 2:2)
-
ኣቱም ሰብ ሓዳር (ኤፌሶን 4:26, 27)
-
ኣቱም ወለዲ (1 ሳሙኤል 17:55)
-
ኣቱም ፈለምቲ (1 ነገስት 17:6-9, 12, 16)
-
ኣቱም ሽማግለታት ጉባኤ (ግብሪ ሃዋርያት 20:28-30)
-
ኣቱም ብዕድመ ዝደፋእኩም (ዳንኤል 6:10, 11፣ 12:13)
-
-
10:50 መዝሙር ቍ. 119ን ምልክታታትን
-
11:00 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ንፈራሃት ዘይኰነስ፡ ንተባዓት ምሰልዎም!
-
ነቶም ዓሰርተ ሹማምንቲ ዘይኰነስ፡ ንእያሱን ንካሌብን (ዘሁልቍ 14:7-9)
-
ንነበርቲ ሜሮዝ ዘይኰነስ፡ ንያዔል (መሳፍንቲ 5:23)
-
ነቶም ናይ ሓሶት ነብያት ዘይኰነስ፡ ንሚካያ (1 ነገስት 22:14)
-
ንኡርያ ዘይኰነስ፡ ንኤርምያስ (ኤርምያስ 26:21-23)
-
ነቲ ሃብታም ጐበዝ ዘይኰነስ፡ ንጳውሎስ (ማርቆስ 10:21, 22)
-
-
11:45 ጥምቀት፦ ‘ንሕናስ ምስቶም ዜድሓርሕሩ ኣይኰንናን’! (እብራውያን 10:35, 36, 39፣ 11:30, 32-34, 36፣ 1 ጴጥሮስ 5:10)
-
12:15 መዝሙር ቍ. 38ን ዕረፍትን
ድሕሪ ቐትሪ
-
1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ
-
1:45 መዝሙር ቍ. 111
-
1:50 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ካብ ፍጥረት፡ ትብዓት ተምሃሩ
-
ኣንበሳ (ሚክያስ 5:8)
-
ፈረስ (እዮብ 39:19-25)
-
ምጹ (መዝሙር 91:3, 13-15)
-
ጭሩ በለስ (1 ጴጥሮስ 3:15)
-
ሓርማዝ (ምሳሌ 17:17)
-
-
2:40 መዝሙር ቍ. 60ን ምልክታታትን
-
2:50 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ኣሕዋትና ብትብዓት ይመላለሱ ኣለዉ
-
ኣብ ኣፍሪቃ (ማቴዎስ 10:36-39)
-
ኣብ እስያ (ዘካርያስ 2:8)
-
ኣብ ኤውሮጳ (ራእይ 2:10)
-
ኣብ ሰሜን ኣመሪካ (ኢሳይያስ 6:8)
-
ኣብ ኦሽያንያ (መዝሙር 94:14, 19)
-
ኣብ ደቡብ ኣመሪካ (መዝሙር 34:19)
-
-
4:15 ትብዑ፡ ኣብ ርእስኹም ግና ኣይትጸግዑ! (ምሳሌ 3:5, 6፣ ኢሳይያስ 25:9፣ ኤርምያስ 17:5-10፣ ዮሃንስ 5:19)
-
4:50 መዝሙር ቍ. 3ን መዕጸዊ ጸሎትን