ዓርቢ
“ትባዕ፡ ኣዚኻ በርትዕ”—እያሱ 1:7
ቅድሚ ቐትሪ
-
9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ
-
9:30 መዝሙር ቍ. 110ን ጸሎትን
-
9:40 መደረ ኣቦ መንበር፦ የሆዋ—ምንጪ ናይ ሓቂ ትብዓት (መዝሙር 28:7፣ 31:24፣ 112:7, 8፣ 2 ጢሞቴዎስ 1:7)
-
10:10 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ናይ ሓቂ ክርስትያናት ትብዓት የድልዮም
-
ንምስባኽ (ራእይ 14:6)
-
ብቕድስና ንምምልላስ (1 ቈረንቶስ 16:13, 14)
-
ገለልትነት ንምሕላው (ራእይ 13:16, 17)
-
-
11:05 መዝሙር ቍ. 126ን ምልክታታትን
-
11:15 ድራማዊ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ “ትባዕን በርትዕን ስራሕን”! (1 ዜና መዋእል 28:1-20፣ 1 ሳሙኤል 16:1-23፣ 17:1-51)
-
11:45 “ኵሉ እቲ ኣንጻርኪ እተሰርሐ ኣጽዋር ኣይኪጠቅምን እዩ” (ኢሳይያስ 54:17፣ መዝሙር 118:5-7)
-
12:15 መዝሙር ቍ. 61ን ዕረፍትን
ድሕሪ ቐትሪ
-
1:25 ሙዚቃዊ ቪድዮ
-
1:35 መዝሙር ቍ. 69
-
1:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ንትብዓትና ዜዳኽምዶ ዜሐይል፧
-
ቅብጸትዶ ተስፋ፧ (መዝሙር 27:13, 14)
-
ምጕርምራምዶ ምምስጋን፧ (መዝሙር 27:1-3)
-
ዘይጥዑይ መዘናግዒዶ ኣገልግሎት ወፍሪ፧ (መዝሙር 27:4)
-
ሕማቕ ዕርክነትዶ ጽቡቕ ዕርክነት፧ (መዝሙር 27:5፣ ምሳሌ 13:20)
-
ጥበብ ዓለምዶ ብሕታዊ መጽናዕቲ፧ (መዝሙር 27:11)
-
ጥርጣረዶ እምነት፧ (መዝሙር 27:7-10)
-
-
3:10 መዝሙር ቍ. 55ን ምልክታታትን
-
3:20 ዓውደ መጽናዕቲ፦ እንታይ ንምስዋእ ፍቓደኛታት ነይሮም፧ እንታይ ዓስቢኸ ረኺቦም፧
-
ሓናንያን ሚሻኤልን ዓዛርያን (ዳንኤል 1:11-13፣ 3:27-29)
-
ኣኪላስን ጵርስኪላን (ሮሜ 16:3, 4)
-
እስጢፋኖስ (ግብሪ ሃዋርያት 6:11, 12)
-
-
3:55 “ኣጆኹም! ኣነ ንዓለም ስዒረያ እየ” (ዮሃንስ 16:33፣ 1 ጴጥሮስ 2:21, 22)
-
4:15 ተባዓት ወተሃደራት ክርስቶስ (2 ቈረንቶስ 10:4, 5፣ ኤፌሶን 6:12-18፣ 2 ጢሞቴዎስ 2:3, 4)
-
4:50 መዝሙር ቍ. 22ን መዕጸዊ ጸሎትን