ሰንበት
“ንርእስኹም ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ሓልውዋ”—ይሁዳ 21
ቅድሚ ቐትሪ
-
9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ
-
9:30 መዝሙር ቍ. 106ን ጸሎትን
-
9:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ፍቕሪ እንታይ ምዃና ዘክሩ
-
ዓቃልን ለዋህን እያ (1 ቈረንቶስ 13:4)
-
ኣይትቐንእን፡ ኣይትጀሃርን (1 ቈረንቶስ 13:4)
-
ኣይትንፋሕን፡ ስዲ ኣይኰነትን (1 ቈረንቶስ 13:4, 5)
-
ጥቕሚ ርእሳ ኣይትደልን፡ ኣይትቝጣዕን (1 ቈረንቶስ 13:5)
-
ኣይትቕየምን፡ ብዓመጻ ኣይትሕጐስን (1 ቈረንቶስ 13:5, 6)
-
ብሓቂ ትሕጐስ፡ ኵሉ ኽኢላ ትነብር (1 ቈረንቶስ 13:6, 7)
-
ኵሉ ትኣምን፡ ኵሉ ተስፋ ትገብር (1 ቈረንቶስ 13:7)
-
ኵሉ ትጻወር፣ ፍቕሪ ኸቶ ኣይተቋርጽን እያ (1 ቈረንቶስ 13:7, 8)
-
-
11:10 መዝሙር ቍ. 150ን ምልክታታትን
-
11:20 ህዝባዊ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ጽልኢ ኣብ ዝመልኣ ዓለም ዘሎ ናይ ሓቂ ፍቕሪ—ኣበይ፧ (ዮሃንስ 13:34, 35)
-
11:50 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ
-
12:20 መዝሙር ቍ. 1ን ዕረፍትን
ድሕሪ ቐትሪ
-
1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ
-
1:45 መዝሙር ቍ. 124
-
1:50 ፊልም፦ ዛንታ ዮስያስ፦ ንየሆዋ ኣፍቅሮ፡ ክፍኣት ጽላእ—2ይ ክፋል (2 ነገስት 22:3-20፣ 23:1-25፣ 2 ዜና መዋእል 34:3-33፣ 35:1-19)
-
2:30 ‘ብተኣማንነት ንዚርአ ፍቕሪ የሆዋ ተጠንቂቕኩም ሕሰብዎ’ (መዝሙር 107:43፣ ኤፌሶን 5:1, 2)
-
3:30 ሓዳስ ናይ ፈለማ መዝሙርን መዕጸዊ ጸሎትን