ቀዳም
“ብቕዱስ ስሙ ተመክሑ። ልቢ እቶም ንየሆዋ ዚደልይዎ ይተሓጐስ”—መዝሙር 105:3
ቅድሚ ቐትሪ
-
9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ
-
9:30 መዝሙር ቍ. 53ን ጸሎትን
-
9:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ደቀ መዛሙርቲ ብምግባር ተሓጐሱ—ክእለትኩም ኣመሓይሹ
-
• ሕቶታት ብምሕታት (ያእቆብ 1:19)
-
• ቃል ኣምላኽ ኪዓዪ ብምፍቃድ (እብራውያን 4:12)
-
• ቀንዲ ነጥብታት ብምሳሌ ብምብራህ (ማቴዎስ 13:34, 35)
-
• ብውዕዉዕ ስምዒት ብምምሃር (ሮሜ 12:11)
-
• ድንጋጽ ብምርኣይ (1 ተሰሎንቄ 2:7, 8)
-
• ልቢ ብምትንካይ (ምሳሌ 3:1)
-
-
10:50 መዝሙር ቍ. 58ን ምልክታታትን
-
11:00 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ደቀ መዛሙርቲ ብምግባር ተሓጐሱ—ሓገዝ የሆዋ ተቐበሉ
-
• ናውቲ ምርምር (1 ቈረንቶስ 3:9፣ 2 ጢሞቴዎስ 3:16, 17)
-
• ኣሕዋትና (ሮሜ 16:3, 4፣ 1 ጴጥሮስ 5:9)
-
• ጸሎት (መዝሙር 127:1)
-
-
11:45 ጥምቀት፦ ጥምቀትኩም ናብ ሓጐስ ዚመርሓኩም ብኸመይ እዩ፧ (ምሳሌ 11:24፣ ራእይ 4:11)
-
12:15 መዝሙር ቍ. 79ን ዕረፍትን
ድሕሪ ቐትሪ
-
1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ
-
1:45 መዝሙር ቍ. 76
-
1:50 ኣሕዋትና ደቀ መዛሙርቲ ብምግባር ይሕጐሱ ኣለዉ
-
• ኣብ ኣፍሪቃ
-
• ኣብ እስያ
-
• ኣብ ኤውሮጳ
-
• ኣብ ሰሜን ኣመሪካ
-
• ኣብ ኦሽያንያ
-
• ኣብ ደቡብ ኣመሪካ
-
-
2:35 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ ሓግዝዎም
-
• ብመንፈሳዊ መዳይ ንርእሶም ኪምግብዋ (ማቴዎስ 5:3፣ ዮሃንስ 13:17)
-
• ኣብ ኣኼባታት ኪእከቡ (መዝሙር 65:4)
-
• ካብ ሕማቕ ዕርክነት ኪርሕቁ (ምሳሌ 13:20)
-
• ርኹስ ልማዳት ኬሰንፉ (ኤፌሶን 4:22-24)
-
• ምስ የሆዋ ብሕታዊ ርክብ ኪምስርቱ (1 ዮሃንስ 4:8, 19)
-
-
3:30 መዝሙር ቍ. 110ን ምልክታታትን
-
3:40 መጽሓፍ ቅዱሳዊ ድራማ፦ ነህምያ፦ “ሓጐስ የሆዋ ዕርድኹም እዩ”—1ይ ክፋል (ነህምያ 1:1-6:19)
-
4:15 ሎሚ ደቀ መዛሙርቲ ምግባርና፡ ኣብ ሓዳስ ዓለም ደቀ መዛሙርቲ ኽንገብር የዳልወና (ኢሳይያስ 11:9፣ ግብሪ ሃዋርያት 24:15)
-
4:50 መዝሙር ቍ. 140ን መዕጸዊ ጸሎት