ዓርቢ
“ኵሉ ሳዕ ብጐይታ ተሓጐሱ። ደጊመ፡ ተሓጐሱ እብል ኣለኹ።”—ፊልጲ 4:4
ቅድሚ ቐትሪ
-
9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ
-
9:30 መዝሙር ቍ. 111ን ጸሎትን
-
9:40 መደረ ኣቦ መንበር፦ የሆዋ፡ “ሕጉስ ኣምላኽ” ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ (1 ጢሞቴዎስ 1:11)
-
10:15 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ንሓጐስ ኣበርክቶ ዚገብር እንታይ እዩ፧
-
• ቀሊል ህይወት (መክብብ 5:12)
-
• ንጹህ ሕልና (መዝሙር 19:8)
-
• ትርጉም ዘለዎ ዕዮ (መክብብ 4:6፣ 1 ቈረንቶስ 15:58)
-
• ናይ ሓቂ ዕርክነት (ምሳሌ 18:24፣ 19:4, 6, 7)
-
-
11:05 መዝሙር ቍ. 89ን ምልክታታትን
-
11:15 ድራማዊ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ “የሆዋ ኣሐጒስዎም ነበረ” (እዝራ 1:1-6:22፣ ሃጌ 1:2-11፣ 2:3-9፣ ዘካርያስ 1:12-16፣ 2:7-9፣ 3:1, 2፣ 4:6, 7)
-
11:45 ብግብርታት ድሕነት የሆዋ ተሓጐሱ (መዝሙር 9:14፣ 34:19፣ 67:1, 2፣ ኢሳይያስ 12:2)
-
12:15 መዝሙር ቍ. 148ን ዕረፍትን
ድሕሪ ቐትሪ
-
1:30 ሙዚቃዊ ቪድዮ
-
1:40 መዝሙር ቍ. 131
-
1:45 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ኣብ ስድራ ቤትኩም ሓጐስ ኣማዕብሉ
-
• ኣቱም ሰብኡት፡ ብኣንስትኹም ተሓጐሱ (ምሳሌ 5:18, 19፣ 1 ጴጥሮስ 3:7)
-
• ኣትን ኣንስቲ፡ ብሰብኡትክን ተሓጐሳ (ምሳሌ 14:1)
-
• ኣቱም ወለዲ፡ ብውሉዳትኩም ተሓጐሱ (ምሳሌ 23:24, 25)
-
• ኣቱም ውሉዳት፡ ብወለድኹም ተሓጐሱ (ምሳሌ 23:22)
-
-
2:50 መዝሙር ቍ. 135ን ምልክታታትን
-
3:00 ዓውደ መጽናዕቲ፦ የሆዋ ኽንሕጐስ ከም ዚደልየና፡ ፍጥረት የረጋግጽ
-
• ውቁብ ዕምባባታት (መዝሙር 111:2፣ ማቴዎስ 6:28-30)
-
• ጥዑም ምግቢ (መክብብ 3:12, 13፣ ማቴዎስ 4:4)
-
• ማራኺ ሕብርታት (መዝሙር 94:9)
-
• መስተንክር ንድፊ ሰብነትና (ግብሪ ሃዋርያት 17:28፣ ኤፌሶን 4:16)
-
• ደስ ዜብል ደሃይ (ምሳሌ 20:12፣ ኢሳይያስ 30:21)
-
• ድንቂ እንስሳታት (ዘፍጥረት 1:26)
-
-
4:00 “እቶም ሰላም ዜስፍኑ . . . ሓጐስ ኣለዎም”—ስለምንታይ፧ (ምሳሌ 12:20፣ ያእቆብ 3:13-18፣ 1 ጴጥሮስ 3:10, 11)
-
4:20 ምስ የሆዋ ናይ ቀረባ ዕርክነት ምምስራት፡ ዓብዪ ሓጐስ የምጽእ! (መዝሙር 25:14፣ ኣንባቆም 3:17, 18)
-
4:55 መዝሙር ቍ. 28ን መዕጸዊ ጸሎትን