ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ንተኣከብቲ ዚኸውን ሓበሬታ

ንተኣከብቲ ዚኸውን ሓበሬታ

ወፈያ እዚ ኣኼባ ዞባ እዚ፡ ብልዕሊ 400 ቛንቋ ይትርጐም ኣሎ። እቲ ብፍታው እትገብሮ ወፈያ ነዚ ዓለምለኻዊ ዕዮ ንምድንፋዕ ዚሕግዝ እዩ። ብኢንተርነት ኣብ donate.pr418.com ወፈያ ኽትገብር ትኽእል ኢኻ። ኵሉ እቲ እትገብሮ ወፈያ ኣዝዩ ዚነኣድ እዩ። ኣመሓዳሪ ኣካል ከኣ ነቲ ንረብሓታት መንግስቲ ኣምላኽ ንምድንፋዕ ኢልካ እትገብሮ ልግሲ ኺንእደካ ይፈቱ።

ጥምቀት ሽማግለታትኩም ኣብ ከባቢኹም ዘሎ ዅነታት ኣብ ግምት ብምእታው፡ ናይ ጥምቀት ሕጹያት ደድሕሪ እቲ ናይ ቀዳም ቅድሚ ቐትሪ ኽፍለ ግዜ ኺጥመቕሉ ዚኽእሉ ምሹእ መሰናድዎ ገይሮም ኣለዉ።

ቤት ትምህርቲ ወንጌላውያን መንግስቲ ኣምላኽ ካብ 23 ክሳዕ 65 ዓመት ዝዕድሚኦም ኣገልግሎቶም ኬስፍሑ ዚደልዮ ፈለምቲ፡ ምስ ጸሓፊ ጉባኤኦም ተራኺቦም ኣብ ቤት ትምህርቲ ወንጌላውያን መንግስቲ ኣምላኽ ንምእታው ዜድሊ መመልከቲ ኺመልኡ ዕድመ ቐሪቡሎም ኣሎ።

ብኣመሓዳሪ ኣካል ናይ የሆዋ መሰኻኽር እተዳለወ

© 2021 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania