ዓርቢ
“እምነት ወስኸና”—ሉቃስ 17:5
ቅድሚ ቐትሪ
-
9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ
-
9:30 መዝሙር ቍ. 5ን ጸሎትን
-
9:40 መደረ ኣቦ መንበር፦ እምነት ዘለዋ ሓይሊ ኽሳዕ ክንደይ እዩ፧ (ማቴዎስ 17:19, 20፣ እብራውያን 11:1)
-
10:10 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ስለምንታይ እዩ እምነት ዘሎና፧
-
• ኣብ ህልውና ኣምላኽ (ኤፌሶን 2:1, 12፣ እብራውያን 11:3)
-
• ኣብ ቃል ኣምላኽ (ኢሳይያስ 46:10)
-
• ኣብ ስነ ምግባራዊ ስርዓታት ኣምላኽ (ኢሳይያስ 48:17)
-
• ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ (ዮሃንስ 6:44)
-
-
11:05 መዝሙር ቍ. 37ን ምልክታታትን
-
11:15 ድራማዊ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ኖህ—እምነት ኪእዘዝ ደሪኻቶ (ዘፍጥረት 6:1-8:22፣ 9:8-16)
-
11:45 ‘እመኑ፡ ኣይትጠራጠሩ’ (ማቴዎስ 21:21, 22)
-
12:15 መዝሙር ቍ. 118ን ዕረፍትን
ድሕሪ ቐትሪ
-
1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ
-
1:45 መዝሙር ቍ. 2
-
1:50 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ብፍጥረት ጌርኩም እምነትኩም ኣደልድሉ
-
• ከዋኽብቲ (ኢሳይያስ 40:26)
-
• ውቅያኖስ (መዝሙር 93:4)
-
• ዱር (መዝሙር 37:10, 11, 29)
-
• ንፋስን ማይን (መዝሙር 147:17, 18)
-
• ፍጥረታት ባሕሪ (መዝሙር 104:27, 28)
-
• ሰብነትና (ኢሳይያስ 33:24)
-
-
2:50 መዝሙር ቍ. 148ን ምልክታታትን
-
3:00 ግብርታት ሓይሊ የሆዋ እምነት የሕድር (ኢሳይያስ 43:10፣ እብራውያን 11:32-35)
-
3:20 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ንዘይእሙናት ዘይኰነስ፡ ንእሙናት ምሰልዎም
-
• ንቃየል ዘይኰነስ፡ ንኣቤል (እብራውያን 11:4)
-
• ንላሜክ ዘይኰነስ፡ ንሄኖክ (እብራውያን 11:5)
-
• ንጐረባብቲ ኖህ ዘይኰነስ፡ ንኖህ (እብራውያን 11:7)
-
• ንፈርኦን ዘይኰነስ፡ ንሙሴ (እብራውያን 11:24-26)
-
• ንፈሪሳውያን ዘይኰነስ፡ ንደቀ መዛሙርቲ የሱስ (ግብሪ ሃዋርያት 5:29)
-
-
4:15 “ብእምነት እንተ ኣሊኹም፡ ብቐጻሊ ርእስኹም ፈትኑ”—ብኸመይ፧ (2 ቈረንቶስ 13:5, 11)
-
4:50 መዝሙር ቍ. 119ን መዕጸዊ ጸሎትን