መፍትሕ ሓጐስ ስድራቤት ሕጕስቲ ስድራቤት ንምህናጽ መፍትሕ ኣለዎዶ ኢዩ፧ ዕዉት ሓዳር ንምምስራት ምድላው ነባሪ ሓዳር ንምምስራት ዝሕግዛ ክልተ መፋትሕ ንቤትኩም ብኸመይ ኢኹም ከተማሓድርዋ እትኽእሉ፧ ንውሉድኩም ካብ ሕጻንነት ጀሚርኩም ኣለማምዱ ነቶም ኰተቴ ደቅኹም ብጽቡቕ ክዓብዩ ሓግዝዎም ኣብቲ ገዛ ዓለወኛ ኣሎዶ ኢዩ፧ ንስድራቤትኩም ካብ ኣዕናዊ ጽልዋታት ኣዕቍብዋ ንጽል ወላዲ ዘለወን ስድራቤታት ክዕወታ ይኽእላ ኢየን! ሓደ ኣባል እታ ስድራቤት ምስ ዝሓምም ኣብ ቤትኩም ሰላም ከም ዝህሉ ግበሩ ነታ ስድራቤት ዝጐድእ ግድላት ከተሰንፍዎ ትኽእሉ ኢኹም ሓዳር ኣብ ደንደስ ምፍራስ ምስ ዝበጽሕ ሓቢርካ ብዕድመ ምድፋእ ነቶም ብዕድመ ዝደፍኡ ወለድና ምኽባር ስድራቤትኩም ነባሪ መጻኢ ከም ዝህልዋ ግበሩ ድሕሪት ገበር ሕተም ልኣኽ ልኣኽ መፍትሕ ሓጐስ ስድራቤት መጻሕፍትን ብሮሹራትን መፍትሕ ሓጐስ ስድራቤት ትግርኛ መፍትሕ ሓጐስ ስድራቤት https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/fy/TI/pt/fy_TI_lg.jpg