ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣርእስቲ/ሓበሬታ ኣሕተምቲ

ኣርእስቲ/ሓበሬታ ኣሕተምቲ

ኣርእስቲ/ሓበሬታ ኣሕተምቲ

ራእይ​—እቲ ዓቢ ፍጻሜኡ ቀሪቡ!

ወናኒ እዛ መጽሓፍ እዚኣ:- ․․․․․․․․․․․․․․․․

ብ2008 ተሓቲሙ

እዚ ጽሑፍ እዚ ኽፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ።

ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ: ኵሉ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ጥቕስታት ካብቲ ብ1956 እተተርጐመ መጽሓፍ ቅዱስ እተወስደ እዩ። ደድሕሪ ጥቕሲ NW ዚብል እንተ ደኣ ኣልዩ ግን እቲ ትርጕም ካብ ናይ እንግሊዝኛ ናይ ቅዱሳት ጽሑፋት ትርጕም ሓዳስ ዓለም​—⁠ምስ መወከሲኡ እተወስደ እዩ።

ምንጪ ስእሊ

Pictures are listed by page number and, when necessary, in order of appearance on page (clockwise from top left).

Cooper-Hewitt Museum; drawing based on photo of case 9, panel A: Page 59

National Aeronautics and Space Administration, Washington, D.C.: Pages 138, 293

Pictorial Archive (Near Eastern History) Est.: Page 23 (background, 1, 4, 10)

Pictorial Archive (Near Eastern History) Est., and Survey of Israel; based on a map copyrighted by: Page 236

Staatliche Museen zu Berlin; used with the kind permission of: Page 43 (1, 2, 3)

“እቲ ዘመን [“ምዱብ ግዜ:” NW ] ቀረባ እዩ እሞ: እቲ ነዚ ቓል ትንቢት እዚ ዜንብብን እቶም ዚሰምዕዎን: ነቲ ኣብኡ ተጽሒፉ ዘሎውን ዚሕልውዎን ብጹኣን እዮም።”​—⁠ራእይ 1:3