ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መመላእታ ጽሑፍ ለ

ነቲ ዝርርብ ከተቋርጾዶ ኣሎካ፧

ነቲ ዝርርብ ከተቋርጾዶ ኣሎካ፧

ሓደ ሰብ ካብ ቅንዕና ተላዒሉ ሕቶ ወይ ዜተሓሳስቦ ነጥቢ እንተ ኣቕሪቡልና፡ ምስኡ ተሓጒስና ዝርርብና ንቕጽል ኢና። “ናብ ናይ ዘለኣለም ህይወት [ምስ] ዘንቀዱ” ሰባት ክንዛራረብ ንደሊ ኢና።—ግብ. 13:48

እንተዀነ ግና፡ ሓደ ሰብ እንተ ተቘጢዑ፡ ኪከራኸረና እንተ ደልዩ፡ ወይ ሕጂ ኼዛራርበና እንተ ዘይደልዩ፡ እንታይ ኢና እንገብር፧ ብህድኣትን ብሜላን ኢና ነቲ ዝርርብ እንዛዝሞ። (ምሳ. 17:14) እምበኣር፡ እቲ ሰብ ኣብ መጻኢ ምሳና ዚዛራረበሉ ኣጋጣሚ ኽፉት ምእንቲ ኪኸውን፡ ምስኡ ብጽቡቕ ክትፈላለ ጽዓር።—1 ጴጥ. 2:12