ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

1ይ ክፋል

ንክርስቶስ “ንዓ ርአ”

ንክርስቶስ “ንዓ ርአ”

የሱስ ኣስታት 2,000 ዓመት ይገብር ሰብ ኰይኑ ይነብር ነበረ፣ ኰይኑ ግና፡ ሎሚ እውን እተን “ንዓ ርአ” ዚብላ ቓላት ኣብ ወዲ ኣምላኽ ክንዓይየለን ንኽእል ኢና። (ዮሃንስ 1:46) እቲ ኣብ ወንጌል ዚርከብ ጸብጻባት ብዛዕባ ባህርያቱን ኣረኣእያታቱን መገድታቱን ንጹር ስእሊ ይስእለልና እዩ። ኣብዚ ኽፋል እዚ ብዛዕባ እቲ ጕሉሕ ባህርያት የሱስ ሓፈሻዊ ነጥብታት ኪውሃብ እዩ።