ክፍሊ 4
“ኣምላኽ ፍቕሪ እዩ”
ካብ ኵሉ ባህርያት የሆዋ እታ ብዝያዳ ዓብላሊት ባህርይ ፍቕሪ እያ። እታ ብዝያዳ ማራኺት ድማ ንሳ እያ። ነቲ ባህ ዜብል መዳያት እዛ ኸም ክብርቲ ዕንቊ ዝዀነት ባህርይ ክንምርምር ከለና፡ መጽሓፍ ቅዱስ ስለምንታይ “ኣምላኽ ፍቕሪ እዩ” ኸም ዝበለ ንኽንርዳእ ኪሕግዘና እዩ።—1 ዮሃንስ 4:8።