ሓጐስ ኣጻውት ሓጐስ የሆዋ ሕጉስ ምዃኑ ብኸመይ ይርአ፧ ነህ 8:10፣ 1ጢሞ 1:11 እንታይ ዜሐጕስ ምኽንያታት ኣሎና፧ መዝ 100:2፣ መክ 8:15፣ ኢሳ 65:14, 18፣ ፊል 4:1, 4 መዝ 64:10፣ ኢሳ 61:10፣ ማቴ 5:11, 12 እውን ርአ ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦ መዝ 16:7-9, 11—ዳዊት እቲ ዘማሪ ኻብቲ ምስ የሆዋ ዝነበሮ ቕርርብ ብዙሕ ሓጐስ ረኸበ እብ 12:1-3—ሃዋርያ ጳውሎስ፡ ተስፋ እንተ ኣልዩና፡ ኣብ ኣጸጋሚ እዋን እኳ፡ ከም የሱስ ሓጐስ ክንረክብ ከም እንኽእል ገለጸ ዝሓለፈ ዚቕጽል እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ሓጐስ—ካብ ኣምላኽ እነጥርያ ባህርይ እቲ መዓልቲ መዓልቲ ዜጋጥመካ ፈተናታት ሓጐስካ ይሰርቆ እንተ ደኣ ኣልዩ፡ ሓጐስካ ኺምለሰልካ እንታይ ክትገብር ትኽእል፧ ብዛዕባና ክትብጻሕ ሕተት ብዛዕባ ሕቶ መጽሓፍ ቅዱስ ተመያየጥ፡ ወይ ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዝያዳ ፍለጥ። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ሓጐስ ንክርስትያናዊ ህይወት ዚኸውን ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ ሓጐስ ትግርኛ ሓጐስ https://assetsnffrgf-a.akamaihd.net/assets/ct/d8f8c0370e/images/syn_placeholder_sqr.png scl ገጽ 16