መስተ
መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣልኮላዊ መስተ ብመጠኑ ምስታይ ይኽልክልዶ፧
መዝ 104:14, 15፣ መክ 9:7፣ 10:19፣ 1ጢሞ 5:23
-
ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦
-
ዮሃ 2:1-11—የሱስ ኣብ ቀዳማይ ተኣምሩ፡ ንማይ ናብ ጽቡቕ ወይኑ ለወጦ፣ በዚ ኸምዚ እውን ነቲ መርዓውን ነታ መርዓትን ካብ ውርደት ሰተሮም
-
ምብዛሕ መስተን ስኽራንን እንታይ ሓደጋታት ኣለዎ፧
ኣገልገልቲ ኣምላኽ ብዛዕባ ስኽራን እንታይ ኣረኣእያ ኣለዎም፧
1ቈረ 5:11፣ 6:9, 10፣ ኤፌ 5:18፣ 1ጢሞ 3:2, 3
-
ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦
-
ዘፍ 9:20-25—ኖህ ስለ ዝሰኸረ፡ ወዲ ወዱ ሕማቕ ነገር ፈጸመ
-
1ሳሙ 25:2, 3, 36—እቲ ጨካንን ዓሻን ዝነበረ ናባል ኣመና ሰኸረ
-
ዳን 5:1-6, 22, 23, 30, 31—ንጉስ ቤልሻጽር ብዙሕ ወይኒ ሰትዩ ንየሆዋ ኣምላኽ ጸረፎ፣ በታ ለይቲ እቲኣ ድማ ተቐትለ
-
ዋላ እኳ እንተ ዘይሰኸርና፡ ብዛዕባ እቲ እንሰትዮ መጠን ክንጥንቀቕ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧
ሓደ ክርስትያን ብጻይና ናይ ኣልኮላዊ መስተ ጸገም እንተ ኣልይዎ፡ ብኸመይ ክንሕግዞ ንኽእል፧
ሮሜ 14:13, 21፣ 1ቈረ 13:4, 5፣ 1ተሰ 4:4
“ርእሰ ግትኣት” እውን ርአ