ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ርእሰ ግትኣት

ርእሰ ግትኣት

የሆዋ ርእሱ ዚገትእ ብኸመይ እዩ፧

ኣብ ምንታይ መዳያት ህይወት እዩ ርእሰ ግትኣት ዜድልየና፧

ምሳ 16:32፣ 25:28፣ 1ቈረ 9:25, 27

2ጢሞ 2:23-25፣ ቲቶ 1:7, 8 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • 2ሳሙ 16:5-14—ሺምዒ ንንጉስ ዳዊት ምስ ረገሞን ምስ ኣዋረዶን፡ ዳዊት ርእሱ ገትአ

    • 1ጴጥ 2:21-23—ሃዋርያ ጴጥሮስ ነቲ የሱስ ምስ ጸረፍዎን መከራ ምስ ኣጽገብዎን ዘርኣዮ ዜደንቕ ርእሰ ግትኣት ገሊጽዎ ኣሎ

ርእሰ ግትኣት ንምምዕባል እንታይ ኪሕግዘና ይኽእል፧

ሉቃ 11:9-13፣ ገላ 5:22, 23፣ ኤፌ 4:23, 24፣ ቈሎ 4:2

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ሉቃ 11:5-8—ሓገዝ ክንልምን ከለና ኽንሕለል ከም ዘይብልና የሱስ ኣጕልሐ