ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ስስዐ

ስስዐ

ሉቃ 12:15፣ ቈሎ 3:5

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ዘሁ 11:4, 5, 31-33—እስራኤላውያን ብስስዐ ብርኒጎታት ኣከቡ፣ ብሰንኪ እቲ ሓጢኣቶም እውን ተቐጽዑ

    • 2ነገ 5:20-27—ገሓዚ ስለ ዝሰስዐ፡ ብዛዕባ ነብዪ የሆዋ ሓሶት ተዛረበ፣ ሳዕቤን ሓጢኣቱ እውን ዓጸደ