ቅንኢ
ዘይግቡእ ቅንኢ
ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦
ዘፍ 4:3-8—ቃየል ንኣቤል ቀንኣሉ፣ ቅንኡ ናብ ጽልኢ ስለ ዝዓበየ ድማ፡ ንሓዉ ቐተሎ
ዘፍ 37:9-11—ኣሕዋት ዮሴፍ ንሓዎም ቀንኡሉ
1ሳሙ 18:6-9—ንጉስ ሳኦል ንዳዊት ስለ ዝቐንኣሉ፡ ጠርጠሮ
ቅንኢ፣ ምንቀኝነት
ምእንቲ ኸይንቐንእ፡ እንታይ ኪሕግዘና ይኽእል፧
ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦
ዘፍ 4:3-8—ቃየል ንኣቤል ቀንኣሉ፣ ቅንኡ ናብ ጽልኢ ስለ ዝዓበየ ድማ፡ ንሓዉ ቐተሎ
ዘፍ 37:9-11—ኣሕዋት ዮሴፍ ንሓዎም ቀንኡሉ
1ሳሙ 18:6-9—ንጉስ ሳኦል ንዳዊት ስለ ዝቐንኣሉ፡ ጠርጠሮ