ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ተግሳጽ

ተግሳጽ

መጽሓፍ ቅዱስ ምንጪ ብሉጽ ተግሳጽ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧

ንዅላትና መምርሕን መአረምታን ዜድልየና ስለምንታይ እዩ፧

ካብ የሆዋ ዚመጽእ ተግሳጽ ናይ ምንታይ መግለጺ እዩ፧

ምሳ 3:11, 12፣ እብ 12:7-9

ዘዳ 8:5፣ ምሳ 13:24፣ ራእ 3:19 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

ካብ ኣምላኽ ንዚመጽእ ተግሳጽ ኣርዚንና ኽንርእዮ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧

እቶም ንተግሳጽ ኣምላኽ ዘይቅበሉ እንታይ እዮም ዚዀኑ፧

ምሳ 1:24-26፣ 13:18፣ 15:32፣ 29:1

ኤር 7:27, 28, 32-34 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ኤር 5:3-7—ህዝቢ ኣምላኽ ተግሳጽ ምስ ተዋህቦም ልቦም ኣትረሩ፡ ለውጢ ምግባር እውን ኣበዩ፣ ብሰንኪ እዚ ድማ ዝኸበደ ተግሳጽ ተዋህቦም

    • ጸፎ 3:1-8—ነበርቲ የሩሳሌም ተግሳጽ የሆዋ ምቕባል ስለ ዝኣበዩ፡ ጥፍኣት ረኸቦም

ተግሳጽ የሆዋ ምቕባል እንታይ ጥቕምታት የምጽእ፧

ምሳ 4:13፣ 1ቈረ 11:32፣ ቲቶ 1:13፣ እብ 12:10, 11

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ዘዳ 30:1-6—ነብዪ ሙሴ፡ እቶም ካብ ተግሳጽ የሆዋ ዚምሃሩ በረኸት ከም ዚረኽቡ ተዛረበ

    • 2ዜና 7:13, 14—የሆዋ ንንጉስ ሰሎሞን፡ ብዛዕባ እቲ መለኮታዊ ተግሳጽ ምቕባል ዜፍርዮ ጽቡቕ ፍረ ነገሮ

ንኻልኦት ካብ እተዋህበ ተግሳጽ ብኸመይ ክንጥቀም ንኽእል፧

ንኻልኦት ከቢድ ተግሳጽ ኪውሃቦም ከሎ፡ በዚ ኽንሕጐስ ዘይብልና ስለምንታይ ኢና፧

ካብ ተግሳጽን ምኽርን ኣምላኽ ምእንቲ ኽንጥቀም፡ እንታይ ክንገብር ኣሎና፧

እያ 1:8፣ ያእ 1:25

ዘዳ 17:18, 19፣ መዝ 119:97 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • 1ዜና 22:11-13—ንጉስ ዳዊት ንወዱ ሰሎሞን፡ መምርሒ የሆዋ ኣጸቢቑ ኽሳዕ ዝሰዓበ ኸም ዚባረኽ ሓበሮ

    • መዝ 1:1-6—የሆዋ ንሕጉ ንዜንብቡን ንዜስተንትኑሉን ከም ዚባርኾም ቃል ኣተወ

ፈቃራት ወለዲ ንደቆም ዚግስጽዎም ስለምንታይ እዮም፧

ወለዲ” ርአ

ውሉዳት ካብ ወለዶም ንዚውሃቦም ተግሳጽ ብኸመይ ኪቕበልዎ ኣለዎም፧