ትብዓት ኣጻውት ትብዓት ዘዳ 31:6፣ መዝ 31:24፣ ዮሃ 16:33 መዝ 27:1, 2, 13, 14፣ ግብ 28:15፣ ፊል 1:14 እውን ርአ ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦ እያ 1:1-3, 8, 9—የሆዋ ንእያሱ፡ ነቲ ኣብ ቅድሚኡ ዘሎ ዕዮ ንምዕያይ ኪተብዕ ተማሕጸኖ ግብ 16:12, 22-24፣ 17:1, 2፣ 1ተሰ 2:2—ሃዋርያ ጳውሎስ ብርቱዕ መስጐጕቲ እናወረዶ ኽነሱ፡ ስብከቱ ንምቕጻል ተብዐ ዝሓለፈ ዚቕጽል እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ብዛዕባና ክትብጻሕ ሕተት ብዛዕባ ሕቶ መጽሓፍ ቅዱስ ተመያየጥ፡ ወይ ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዝያዳ ፍለጥ። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ትብዓት ንክርስትያናዊ ህይወት ዚኸውን ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ ትብዓት ትግርኛ ትብዓት https://assetsnffrgf-a.akamaihd.net/assets/ct/d8f8c0370e/images/syn_placeholder_sqr.png scl ገጽ 63