ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ትዕግስቲ

ትዕግስቲ

የሆዋ እተዓገሰ ብኸመይ እዩ፧

ሮሜ 2:4፣ 9:22

ነህ 9:30 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ኤር 7:23-25—የሆዋ ነቶም ዘይእዙዛት ህዝቡ ኽሳዕ ክንደይ ከም እተዓገሶም ገለጸ

    • 2ጴጥ 3:3-9, 15—ሃዋርያ ጴጥሮስ፡ የሆዋ ብኸመይን ስለምንታይን ዓብዪ ትዕግስቲ ኸም ዚገብር ገለጸ፣ ትዕግስቲ የሆዋ መወዳእታ ኸም ዘለዎ እውን ሓበረ

ትዕግስቲ ኸነማዕብል ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧

ምሳ 25:15፣ ኤፌ 4:1-3፣ 2ጢሞ 2:24, 25፣ 4:2

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ዘፍ 39:19-21፣ 40:14, 15, 23፣ 41:1, 9-14—ዮሴፍ ንባርነት እኳ እንተ ተሸጠ፡ ኣብ ግብጺ እውን ንዓመታት እኳ ብዘይፍትሓዊ መገዲ እንተ ተኣስረ፡ ብትዕግስቲ ተጻወረ፡ ተኣማንነቱ ድማ ሓለወ

    • እብ 6:10-15—ሃዋርያ ጳውሎስ ብዛዕባ ኣገዳስነት ትዕግስቲ ንምምሃር፡ ንኣብርሃም ከም ኣብነት ገይሩ ጠቐሶ