ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ንዕቀት

ንዕቀት

ካብ ምንታይ ዓይነት ናይ ንዕቀት ተግባራትን ኣረኣእያን ኢና ኽንሕሎ ዘሎና፧

መዝ 10:13፣ 3ዮሃ 9, 10

መዝ 74:10, 18፣ ይሁ 8, 10 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • 1ሳሙ 2:12-17, 22-25, 27-30—ደቂ ኤሊ ንኣምልኾ የሆዋ ንዕቀት ኣርኣዩ፣ ኤሊ ድማ ኣይገሰጾምን፣ እዚ እውን ንየሆዋ ንዕቀት እዩ ነይሩ

    • 2ነገ 1:9-15—የሆዋ ነቶም ንነብዪ ኤልያስ ንዕቀት ዘርኣዩ ተዋጋእቲ ቐዘፎም፣ ነቶም ትሕትና ዘርኣዩ ግና ነሓፎም