ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣካይዳ ክርስትያናት

ኣካይዳ ክርስትያናት

ክርስትያናት ምስ እምነቶም ተሰማሚዖም ኪመላለሱ ዘለዎም ስለምንታይ እዮም፧

ክርስትያናት ናይ መን ኣካይዳ እዮም ኪስዕቡ ዘለዎም፧

ክርስትያናት ብመለክዒታት ኣምላኽ እንተ ተመላሊሶም፡ እንታይ ፍረ እዩ ዚርከብ፧

ክርስትያናት እንታይ እንተ ፈሊጦም እዮም ካብ ግጉይ ኣካይዳ ዚርሕቁ፧

ምሳ 4:23-27፣ ያእ 1:14, 15

ማቴ 5:28፣ 15:19፣ ሮሜ 1:26, 27፣ ኤፌ 2:2, 3 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ዘፍ 3:1-6—ሄዋን ነቲ ዝቐረበላ ፈተና ኣብ ክንዲ እትነጽጎ፡ ብእኡ ተሰነፈት

    • እያ 7:1, 4, 5, 20-25—ዓካን ትእዛዝ የሆዋ ጠሓሰ፡ ብሰንኪ ሓጢኣቱ ድማ ኣብ ልዕሊ ብዙሓት መከራ ኣምጽአ

ክርስትያናት እንታይ እንተ ፈሊጦም እዮም ቅኑዕ ዚገብሩ፧

ሮሜ 12:2፣ ኤፌ 4:22-24፣ ፊል 4:8፣ ቈሎ 3:9, 10

ምሳ 1:10-19፣ 2:10-15፣ 1ጴጥ 1:14-16 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ዘፍ 39:7-12—ዮሴፍ ነቲ ኻብ ሰበይቲ ጶጢፋር ዝቐረበሉ ፈተና ተጻረሮ

    • እዮ 31:1, 9-11—እዮብ ብዓልቲ ቤቱ ንዘይኰነት ሰበይቲ ዘይግቡእ ቈላሕታ ኸይገብር ቈረጸ

    • ማቴ 4:1-11—የሱስ ነቲ ሰይጣን ዘቕረበሉ ፈተና ተጻረሮ

ክርስትያናት ካብ ምንታይ ግጉይ ኣረኣእያ እዮም ኪርሕቁ ዘለዎም፧

ክርስትያናት ካብ ምንታይ ግጉይ ተግባራት እዮም ኪርሕቁ ዘለዎም፧

ክርስትያናት እንታይ ኣምላኻዊ ባህርያት እዮም ኬማዕብሉ ዘለዎም፧

ልግሲ

ልግሲ” ርአ

ሓቀኛነት

ቅንዕና” ርአ

መንፈሳውነት፣ ንፍቓድ የሆዋ ቐዳምነት ምሃብ

ማቴ 6:33፣ ሮሜ 8:5፣ 1ቈረ 2:14-16

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • እብ 11:8-10—ኣብርሃም ንመንግስቲ ኣምላኽ ናይ ሓቂ ገይሩ ይርእያ ብምንባሩ፡ ጓና ዀይኑ ኣብ ድንኳን ይነብር ነበረ

    • እብ 11:24-27—ነብዪ ሙሴ ኣብ ህይወቱ ዝገበሮ ምርጫ፡ ንየሆዋ ኸም ዚርእዮ ዀይኑ ይመላለስ ከም ዝነበረ ይሕብር

ምሕረት

ምሕረት” ርአ

ምቕባል ኣጋይሽ

ምትሕብባር

መክ 4:9, 10፣ 1ቈረ 16:16፣ ኤፌ 4:15, 16

መዝ 110:3፣ ፊል 1:27, 28፣ እብ 13:17 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • 1ዜና 25:1-8—ንጉስ ዳዊት ንቕዱስ ኣገልግሎት ዚዀኑ ዘመርትን ሙዚቀኛታትን ወደበ፣ ንሳቶም ዕዮኦም ብግቡእ ንምዕያይ ኪተሓባበሩ ነበሮም

    • ነህ 3:1, 2, 8, 9, 12፣ 4:6-8, 14-18, 22, 23፣ 5:16፣ 6:15—የሆዋ ነቶም ተሓባቢሮም ዝዓየዩ ህዝቡ ስለ ዝባረኾም፡ ንመካበብያ የሩሳሌም ኣብ 52 መዓልቲ ሃነጽዎ

ምትብባዕ፣ ምህናጽ

ኢሳ 35:3, 4፣ ሮሜ 1:11, 12፣ እብ 10:24, 25

ሮሜ 15:2፣ 1ተሰ 5:11 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • 1ሳሙ 23:15-18—ዮናታን ነቲ ኻብ ንጉስ ሳኦል መስጐጕቲ ዚወርዶ ዝነበረ ዳዊት ኣተባብዖ

    • ግብ 15:22-31—ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበረ ኣመሓዳሪ ኣካል ብገየሽቲ ተወከልቲ ኣቢሉ ደብዳበታት ለኣኸ፣ በዚ ድማ እተን ጉባኤታት ተተባብዓ

ርሕራሐ

ርሕራሐ” ርአ

ስርዓት

ቅንዕና

ቅንዕና” ርአ

ብዅሉ እሙን ምዃን

ሉቃ 16:10

ዘፍ 6:22፣ ዘጸ 40:16 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ዳን 1:3-5, 8-20—ነብዪ ዳንኤልን ሰለስተ ብጾቱን ነቲ ኣብ ሕጊ ሙሴ እተኸልከለ ምግቢ ምብላዕ ኣበዩ

    • ሉቃ 21:1-4—እቲ ሓንቲ መበለት ዝገበረቶ ንእሽቶ ወፈያ ምልክት ዓባይ እምነት ምዃኑ የሱስ ገለጸ

ብጸሎት ምጽናዕ

ተኣማንነት

ተኣማንነት” ርአ

ተኣዛዝነት

ተኣዛዝነት” ርአ

ተገዛእነት

ኤፌ 5:21፣ እብ 13:17

ዮሃ 6:38፣ ኤፌ 5:22-24፣ ቈሎ 3:18 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ሉቃ 22:40-43—የሱስ፡ ኣዝዩ ኣጸጋሚ ኣብ ዝዀነ ዅነታት እኳ ንፍቓድ ኣቦኡ ተገዛኢ ብምዃን ኣብነት ሓደገ

    • 1ጴጥ 3:1-6—ሃዋርያ ጴጥሮስ ንክርስትያናት ኣንስቲ፡ ነቲ ሳራ ብተገዛእነት ዝሓደገቶ ኣብነት ኪስዕባ ተማሕጸነን

ተጻዋርነት፣ ጽንዓት፣ ዘይምሕላል

ማቴ 24:13፣ ሉቃ 21:19፣ 1ቈረ 15:58፣ ገላ 6:9፣ እብ 10:36

ሮሜ 12:12፣ 1ጢሞ 4:16፣ ራእ 2:2, 3 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • እብ 12:1-3—ሃዋርያ ጳውሎስ ንየሱስ ከም ኣብነት ብምጥቃስ፡ ንክርስትያናት ኪጻወሩ ኣተባብዖም

    • ያእ 5:10, 11—ያእቆብ ብዛዕባ ተጻዋርነት እዮብን የሆዋ ኣብ መወዳእታ እንታይ ከም ዝገበረሉን ጠቐሰ

ትሕትና

ትሕትና” ርአ

ትብዓት

ትብዓት” ርአ

ትግሃት፣ ምሉእ ነፍሲ

ዕዮ” ርአ

ንኣምላኽ ዘሎና ተወፋይነት

1ጢሞ 6:6፣ 2ጴጥ 2:9፣ 3:11

1ጢሞ 5:4፣ 2ጢሞ 3:12 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ግብ 10:1-7—ቆርኔሌዎስ ካብ ኣህዛብ እኳ እንተ ነበረ፡ የሆዋ ግና ተወፋይነትን ፍርሃትን ዘለዎ ለጋስን ጸሎተኛን ሰብ ምዃኑ ኣስተብሃለሉ

    • 1ጢሞ 3:16—ንኣምላኽ ውፉይ ብምዃን ዝመጸ፡ የሱስ ብሉጽ ኣብነት እዩ

ንኻልኦት ካብ ርእስኻ ኣብሊጽካ ምርኣይ

ትሕትና” ርአ

ንይቕረታ ድሉው ምዃን

ይቕረታ” ርአ

ንጽህና፣ መንቅብ ኣልቦነት

ንጽህና (ስነ ምግባራዊ)

2ቈረ 11:3፣ 1ጢሞ 4:12፣ 5:1, 2, 22፣ 1ጴጥ 3:1, 2

ፊል 4:8፣ ቲቶ 2:3-5 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ዘፍ 39:4-12—ሰበይቲ ጶጢፋር ንዮሴፍ ንምስሓት ቀጻሊ ጻዕሪ እኳ እንተ ገበረት፡ ንሱ ግና ንጽህናኡ ሓለወ

    • መሃ 4:12፣ 8:6—እታ ሹላማዊት ነቲ እተፍቅሮ ሰብኣይ እምንቲ ነበረት፡ ንጽህናኣ ሓለወት፡ ከም እተሸጐረ ስፍራ ኣታኽልቲ እውን ነበረት

ኣኽብሮት

ፊል 2:3, 4፣ 1ጴጥ 3:15

ኤፌ 5:33፣ 1ጴጥ 3:1, 2, 7 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ዘሁ 14:1-4, 11—እስራኤላውያን ንነብዪ ሙሴን ንኣሮን እቲ ሊቀ ኻህናትን ንዕቀት ምስ ኣርኣዩ፡ የሆዋ ንዕኡ ኸም ዘየኽበርዎ ገይሩ ቘጸሮ

    • ማቴ 21:33-41—የሱስ ነቶም ንነብያት የሆዋን ንወዲ ኣምላኽን ዘየኽብሩ እንታይ ከም ዚዀኑ ንምግላጽ ምሳሌ ኣዘንተወ

ኣድልዎ ዘይምህላው

እምንቶ ኣብ የሆዋ

ውርዝና

ዕግበት

ዕግበት” ርአ

ጥዑምን ጥዑይን ዘረባ

ምሳ 12:18፣ 16:24፣ ቈሎ 4:6፣ ቲቶ 2:6-8

ምሳ 10:11፣ 25:11፣ ቈሎ 3:8 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • መዝ 45:2—እቲ የሆዋ ዝሸሞ ንጉስ ጥዑም ዘረባ ኸም ዚዛረብ፡ መሲሓዊ ትንቢት ተነብዩ ነበረ

    • ሉቃ 4:22—ሰባት በቲ ኻብ ኣፍ የሱስ ዚወጽእ ጥዑም ዘረባ ተገረሙ

ፍረ መንፈስ

ፍርሃት የሆዋ

እዮ 28:28፣ መዝ 33:8፣ ምሳ 1:7

መዝ 111:10 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ነህ 5:14-19—ነህምያ ፍርሃት የሆዋ ስለ ዝነበሮ፡ ከም ካልኦት ሹማምንቲ ንህዝቢ ኣምላኽ ኣይተበለጸሎምን

    • እብ 5:7, 8—የሱስ ንኣምላኽ ብምፍራህ ጽቡቕ ኣብነት ሓደገ

ፍቕራዊ ሓልዮት