ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

እምነት

እምነት

የሆዋ ንእምነትና ኽብ ኣቢሉ ኸም ዚርእያ ብኸመይ ንፈልጥ፧

ዮሃ 3:16, 18፣ ገላ 3:8, 9, 11፣ ኤፌ 6:16፣ እብ 11:6

2ቈረ 5:7 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • እብ 11:1–12:3—ሃዋርያ ጳውሎስ ብዛዕባ እንታይነት እምነት ድሕሪ ምግላጹ፡ ካብ ኣቤል ጀሚሩ ኽሳዕ የሱስ ክርስቶስ ሓያሎ ኣብነታት እምነት ዘርዘረ

    • ያእ 2:18-24—እምነትና ብግብሪ ኽትርአ ኸም ዚግባእ ንምግላጽ፡ ያእቆብ ንኣብርሃም ከም ኣብነት ጠቐሶ

እምነትና ንምድልዳል እንታይ ይሕግዘና፧

ሮሜ 10:9, 10, 17፣ 1ቈረ 16:13፣ ያእ 2:17

እብ 3:12-14 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • 2ዜና 20:1-6, 12, 13, 20-23—ህዝቢ ኣምላኽ ዜስግእ ኵነታት ምስ ኣጋጠሞም፡ ንጉስ ዮሳፋጥ ነቶም ህዝቢ፡ ብየሆዋን ብነብያቱን እንተ ኣሚኖም ከም ዚቐንዖም ነገሮም

    • 1ነገ 18:41-46—ነብዪ ኤልያስ ነቲ የሆዋ ድሕሪ ነዊሕ ደርቂ ኸም ዜዝንም ዝኣትዎ ቓል ኪፍጽም ብትዕግስቲ ብምጽባይ እምነቱ ኣርኣየ