ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ክርስትያናት

ክርስትያናት

ሰዓብቲ የሱስ፡ ክርስትያናት ተባሂሎም እተሰምዩ ብኸመይ እዮም፧

ናይ ሓቂ ክርስትያናት ብምንታይ ይልለዩ፧

ብመሰረት እንታይ እዮም ናይ ሓቂ ክርስትያናት ዚድሕኑ፧

ክርስትያናት ንክርስቶስ ከም ሰማያዊ ንጉሶም ዚግዝእዎ ስለምንታይ እዮም፧

ናይ ሓቂ ክርስትያናት ኣብ ጕዳያት እዛ ዓለም ጣልቃ ዘይኣትዉ ስለምንታይ እዮም፧

ናይ ሓቂ ክርስትያናት ንመንግስትታት ዓለም ዚእዘዝዎም ስለምንታይ እዮም፧

ሮሜ 13:1, 6, 7፣ ቲቶ 3:1፣ 1ጴጥ 2:13, 14

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ማቴ 22:15-22—የሱስ፡ ሰዓብቱ ግብሪ ዚኸፍሉሉ ምኽንያት ገለጸ

    • ግብ 4:19, 20፣ 5:27-29—ሰዓብቲ የሱስ ንመንግስትታት ዓለም ዘለዎም ተኣዛዝነት ደረት ኣለዎ

ክርስትያናት ከም ወተሃደራት ዝዀኑ ብኸመይ እዮም፧

ክርስትያናት ምስ እምነቶም ተሰማሚዖም ኪመላለሱ ዘለዎም ስለምንታይ እዮም፧

ማቴ 5:16፣ ቲቶ 2:6-8፣ 1ጴጥ 2:12

ኤፌ 4:17, 19-24፣ ያእ 3:13 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ግብ 9:1, 2፣ 19:9, 23—ኣምልኾ ክርስትና “መገዲ” ተባሂሉ ተጸዊዑ ኣሎ፣ እዚ ድማ መገዲ ህይወት ምዃኑ ይሕብር

ናይ ሓቂ ክርስትያናት፡ መሰኻኽር የሆዋ ኣምላኽ ኪዀኑ ዘለዎም ስለምንታይ እዮም፧

ናይ ሓቂ ክርስትያናት፡ መሰኻኽር የሱስ ክርስቶስ እውን ኪዀኑ ዘለዎም ስለምንታይ እዮም፧

ኵሎም ናይ ሓቂ ክርስትያናት፡ ሰበኽቲ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ኪዀኑ ዘለዎም ስለምንታይ እዮም፧

ክርስትያናት ብዛዕባ መስጐጕቲ እንታይ ኣረኣእያ ኺህልዎም ይግባእ፧

መስጐጕቲ” ርአ

ኵሎም ናይ ሓቂ ክርስትያናት ምስ የሱስ ክርስቶስ ኣብ ሰማይ ኪነብሩ ድዮም፧

መብዛሕትኦም ናይ ሓቂ ክርስትያናት እንታይ ተስፋ ኣለዎም፧

ናይ ሓቂ ክርስትያናት ኣብ ኵለን ሃይማኖታት ህዝበ ክርስትያን ድዮም ፋሕ ኢሎም ዘለዉ፧

ኵሎም እቶም ‘ክርስትያናት ኢና’ ዚብሉ፡ ብሓቅዶ ደቀ መዛሙርቲ የሱስ እዮም፧

ማቴ 7:21-23፣ ሮሜ 16:17, 18፣ 2ቈረ 11:13-15፣ 2ጴጥ 2:1

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ማቴ 13:24-30, 36-43—የሱስ ብዙሓት ናይ ሓሶት ክርስትያናት ከም ዚመጹ ዚሕብር ምሳሌ መሰለ

    • 2ቈረ 11:24-26—ሃዋርያ ጳውሎስ ን“ናይ ሓሶት ኣሕዋት፡” ምስቲ ዘጋጠሞ ሓደጋታት ጠቐሶም

    • 1ዮሃ 2:18, 19—ሃዋርያ ዮሃንስ፡ “ብዙሓት ኣጽራረ ክርስቶስ” ድሮ ኻብ ሓቂ ወጺኦም ምንባሮም ኣጠንቀቐ