ውገዳ
ክርስትያን ሽማግለታት ንጽህና ጉባኤ ንምሕላው ንቑሓት ኪዀኑ ዘለዎም ስለምንታይ እዮም፧
ኣካይዳ ሓደ ክርስትያን ንብዘላ ጉባኤ ኺጸሉ ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧
እንታይ ኣካይዳ እዩ ኣብ ክርስትያናዊት ጉባኤ ዕሽሽ ዘይብሃል፧
ሓደ ጥሙቕ ክርስትያን ብኸቢድ ሓጢኣት ዚመላለስ እንተ ዀይኑ፡ እንታይ ኪግበር ኣለዎ፧
እተሸሙ ጓሶት ፍርዲ ቕድሚ ምፍራዶም፡ እንታይ ዓይነት ሓበሬታ እዮም ኪእክቡ ዘለዎም፧
ኣብ ኮሚተ ፍርዲ ዜገልግሉ ሽማግለታት፡ ከቢድ ሓጢኣት ከም እተገብረ ብኸመይ የረጋግጹ፧
ገሊኦም ኪውገዱ ወይ ኪግንሑ ዘለዎም ስለምንታይ እዮም፧ እታ ጉባኤኸ ኻብዚ ብኸመይ ክትጥቀም ትኽእል፧
መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ኣተሓሕዛ ውጉዳት እንታይ ይብል፧
ሓደ ውጉድ ጸኒሑ እንተ ተነሲሑ፡ እንታይ እዩ ኺግበር ዚግባእ፧
“ንስሓ” እውን ርአ
ንጽህና ጉባኤ ኣብ ምሕላው፡ ኵላትና ብኸመይ አእጃምና ኸነበርክት ንኽእል፧
ዘዳ 13:6-11 እውን ርአ
ከቢድ ሓጢኣት ዝገበረ ክርስትያን ከይውገድ ኢሉ ንሓጢኣቱ ኺሓብኦ ዘይብሉ ስለምንታይ እዩ፧
መዝ 32:1-5፣ ምሳ 28:13፣ ያእ 5:14, 15
“ሓጢኣት—ኑዛዜ ሓጢኣት” እውን ርአ
ሓድሓደ ግዜ፡ ነቲ ምስ ዘይተወገደ ሰብ ዘሎና ቕርርብ እኳ ደረት ክንገብረሉ ዚግባእ ስለምንታይ እዩ፧
ሓደ ክርስትያን ኣደዳ ሕሜት ወይ ምትላል እንተ ዀይኑ፡ እንታይ ንምግባር ኪውስን ይኽእል፧ ስለምንታይከ፧
ብሱላት ክርስትያናት ንዘይለበሙ ኺመኽርዎም ዘለዎም ስለምንታይ እዮም፧