ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ውግእ

ውግእ

ኣብዚ ግዜና ብዙሕ ውግእ ኪህሉ ትጽቢት እንገብር ስለምንታይ ኢና፧

ማቴ 24:3, 4, 7, 8

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ዳን 11:40—ነብዪ ዳንኤል፡ ኣብ ዳሕሮት መዓልትታት ክልተ ተቐናቐንቲ ፖለቲካውያን ሓይልታት ከም ዚዳፍኡ ወይ ንሓድሕዶም ከም ዚቀናቐኑ ተነበየ

    • ራእ 6:1-4—ሃዋርያ ዮሃንስ ብራእይ ንውግእ ዜመልክት ሓመር ፈረስ ረኣየ፣ እቲ እተወጥሖ ኸኣ “ንሰላም ካብ ምድሪ ኼርሕቓ ተፈቕደሉ”

የሆዋ ነቲ ደቂ ሰብ ዚገብርዎ ውግእ እንታይ ኪገብሮ እዩ፧

ክርስትያናት ኣብቲ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ዚግበር ውግእ እንታይ መትከል ኣለዎም፧

የሆዋ ኣምላኽን እቲ ንሱ ዝሸሞ ተዋጋኢ ንጉስን እንታይ ዓይነት ውግእ እዮም ዚዋግኡ፧

ናይ ሓቂ ክርስትያናት ኣብ ምንታይ ዓይነት ውግእ ጥራይ እዮም ዚሳተፉ፧

ክርስትያናት ኣብ ጉባኤ ኸም ውግእ ዝበለ ናይ ባእሲ ወይ ሕነ ናይ ምፍዳይ መንፈስ ከይሰፍን ዚጥንቀቑ ብኸመይ እዮም፧