ዕርክነት
ደቂ ሰብ ኪምስርትዎ ዚኽእሉ ልዕሊ ዅሉ ኣገዳሲ ዕርክነታት እንታይ እዩ፧
መዝ 25:14፣ ዮሃ 15:13-15፣ ያእ 2:23
ምሳ 3:32 እውን ርአ
-
ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦
-
ዘፍ 5:22-24—ሄኖክ ምስ ኣምላኽ ናይ ቀረባ ዕርክነት ኣማዕበለ
-
ዘፍ 6:9—ኖህ ከምቲ ኣቦ ኣቦሓጎኡ ዝዀነ ሄኖክ ምስ ኣምላኽ ተመላለሰ
-
ጥዑያት ኣዕሩኽ ክንረክብ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧
ምሳ 18:1 እውን ርአ
ምስ ኣምለኽቲ የሆዋ ብስሩዕ ክንቀራረብ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧
ብኸመይ ኢና ጥዑያት ኣዕሩኽ ክንገብር እንኽእል፧
ንየሆዋ ምስ ዘየፍቅሩ ሰባት ናይ ቀረባ ዕርክነት ምምስራት እንታይ ሓደጋታት ኣለዎ፧
1ጴጥ 4:3-5፣ 1ዮሃ 2:15-17 እውን ርአ
“ዕርክነት ምስ ዓለም” እውን ርአ
-
ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦
-
ዘፍ 34:1, 2—ዲና ሕማቓት መሓዙት ሓረየት፣ እዚ እውን ሕማቕ ሳዕቤናት ኣስዓበ
-
2ዜና 18:1-3፣ 19:1, 2—ንጉስ ዮሳፋጥ ምስቲ እኩይ ንጉስ ኣከኣብ ብምሕባሩ፡ የሆዋ ገንሖ
-
ንየሆዋ ኣምላኽ ምስ ዘየምልኹ ሰባት ዘሎና ዅሉ ርክብ ክንበትኽ ኣሎናዶ፧
ርእሱ ወፍዩ እተጠምቀ ኣገልጋሊ የሆዋ ምስ ዘይኰነ ሰብ ምምርዓው ጌጋ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧
“መውስቦ” ርአ
ካብ ክርስትያናዊት ጉባኤ ምስ እተወገዱ ሰባት ርክብ ኪህልወና ዘይግባእ ስለምንታይ እዩ፧