ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ድፍረት

ድፍረት

ምሳ 11:2፣ 13:10

ምሳ 21:24 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • 2ሳሙ 6:6, 7—ዑዛ ብድፍረት ነቲ ቕዱስ ታቦት የሆዋ ሓዞ፣ ስለቲ ንዕቀቱን ዘይተኣዛዝነቱን ከኣ ተቐዝፈ

    • 2ዜና 26:16-21—ንጉስ ዑዝያ ስለቲ ብድፍረት ዝገበሮ ተግባር ተቐጽዐ