ግብረ ሰናይ
የሆዋ ኻብ ኵሉ ዝዓበየ ወሃቢ ምዃኑ ብኸመይ ኣርእዩ፧
እንታይ ዓይነት ምሃብ እዩ ንኣምላኽ ባህ ዘየብሎ፧
-
ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦
-
ዘፍ 4:3-7፣ 1ዮሃ 3:11, 12—ኣምላኽ ብመስዋእቲ ቃየል ባህ ዘይበሎ ስለምንታይ እዩ፧
-
ግብ 5:1-11—ሃናንያን ሰጲራን ብዛዕባ እቲ ዘምጽእዎ ውህበት ስለ ዝሓሰዉን ሕማቕ ውሽጣዊ ድራኸ ስለ ዝነበሮምን ተቐጽዑ
-
እንታይ ዓይነት ምሃብ እዩ ንኣምላኽ ባህ ዜብሎ፧
ማቴ 6:3, 4፣ ሮሜ 12:8፣ 2ቈረ 9:7፣ እብ 13:16
ግብ 20:35 እውን ርአ
-
ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦
-
ሉቃ 21:1-4—የሱስ ነታ ብልግሲ ተደሪኻ ንእሽቶ ነገር ዝወፈየት ድኻ መበለት ነኣዳ
-
ኣብታ ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበረት ጉባኤ፡ ብኸመይ እዩ ወፈያታት ተወዲቡ ነይሩ፧
ግብ 11:29, 30፣ ሮሜ 15:25-27፣ 1ቈረ 16:1-3፣ 2ቈረ 9:5, 7
-
ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦
-
ግብ 4:34, 35—ክርስትያናዊት ጉባኤ ብልግሲ ትህብ ነበረት፣ እቶም ሃዋርያት ከኣ ንሽጉራት ይህብዎም ነበሩ
-
ክርስትያናት ንቤተ ሰቦምን ንመንፈሳውያን ኣሕዋቶምን እንታይ ፍሉይ ሓላፍነት እዩ ዘለዎም፧
ንድኻታት ብዛዕባ ምሕላይ፡ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህር፧
ሰባት ካብ ካልእ ነገራት ንላዕሊ መንፈሳዊ ሓገዝ ከም ዜድልዮም ዜርኢ እንታይ እዩ፧
ማቴ 5:3, 6፣ ዮሃ 6:26, 27፣ 1ቈረ 9:23
ምሳ 2:1-5፣ 3:13፣ መክ 7:12፣ ማቴ 11:4, 5፣ 24:14 እውን ርአ
-
ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦
-
ሉቃ 10:39-42—የሱስ ንማርታ፡ መንፈሳዊ ነገር ከተቐድም ከም ዘለዋ ኣረድኣ
-