ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ግጉይ ተግባራት

ግጉይ ተግባራት

ክርስትያናት ካብ ምንታይ ግጉይ ተግባራት እዮም ኪርሕቁ ዘለዎም፧

ህርፋን ምግቢ

ላግጺ

ምሳ 19:29፣ 24:9

ምሳ 17:5፣ 22:10፣ 2ጴጥ 3:3, 4 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • 2ዜና 36:15-21—እቶም ዓለወኛታት እስራኤላውያን ነቶም ኣምላኽ ዝለኣኾም ልኡኻት ስለ ዘላገጹሎምን ንነብያቱ ስለ ዘባጨዉሎምን፡ ከቢድ ዋጋ ኸፈሉ

    • እዮ 12:4፣ 17:2፣ 21:3፣ 34:7—እዮብ ከቢድ ፈተና ኣብ ዘሕለፈሉ እዋን ኣደዳ ላግጺ ዀይኑ ነበረ

ሓሶት፣ ምትላል

ሓሶት” ርአ

ሓሶት፣ ሕሜት

ሓሶት” ርአ

ምጕርምራም

1ቈረ 10:10፣ ፊል 2:14፣ ይሁ 16

ዘሁ 11:1 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ዘሁ 14:1-11, 26-30—እስራኤላውያን ኣብ ልዕሊ ሙሴን ኣሮንን ኣጕረምረሙ፣ የሆዋ ግና ኣብ ልዕሊኡ ኸም ዘጕረምረሙ ገይሩ ረኣዮ

    • ዮሃ 6:41-69—ኣይሁድ ኣብ ልዕሊ የሱስ ኣጕረምረሙ፣ ገሊኦም ደቀ መዛሙርቱ እውን ሓዲጎምዎ ኸዱ

ምፍርራህ

ኤፌ 6:9፣ 1ጴጥ 2:23

መዝ 10:4, 7፣ 73:3, 8 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ግብ 4:15-21—እቲ ዋዕላ ኣይሁድ ንደቀ መዛሙርቲ የሱስ፡ ዕዮ ስብከት ደው ኬብሉ ኼፈራርሆም ፈተነ

ስርቂ

ስርቂ” ርአ

ስእለ ጽዩፍ

ስእለ ጽዩፍ” ርአ

ስኽራን፣ ምብዛሕ መስተ

ምሳ 20:1፣ 23:20, 29-35፣ 1ቈረ 5:11፣ 6:9, 10

ኤፌ 5:18፣ 1ጢሞ 3:8፣ ቲቶ 2:3፣ 1ጴጥ 4:3 እውን ርአ

መስተ” እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ዘፍ 9:20-25—ኖህ ሰኸረ፣ እዚ ድማ ንካምን ንወዱ ከነኣንን ከቢድ ሓጢኣት ኪገብሩ መገዲ ኸፈተሎም

    • ዳን 5:1-6, 30—ንጉስ ቤልሻጽር ብወይኒ ምስ ሰኸረ ንየሆዋ ጸረፎ፣ ብሰንኪ እዚ ድማ ኣብ ገዛእ ርእሱን ኣብ መንግስቱን ጥፍኣት ኣምጽአ

ሽሕጣን

እዮ 32:21, 22፣ መዝ 5:9፣ 12:2, 3፣ ምሳ 26:24-28፣ 29:5

ምሳ 28:23፣ 1ተሰ 2:3-6 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ሉቃ 18:18, 19—የሱስ ንዝቐረበሉ ሽሕጣን ኣይተቐበሎን

    • ግብ 12:21-23—ንጉስ ሄሮድስ ኣግሪጳ ነቲ “ኣምላኽ እዩ” ኢሎም ዘቕረቡሉ ሽሕጣን ተቐበሎ፣ ብሰንኪ እዚ ሓጢኣቱ ኸኣ ተቐዝፈ

ቅትለት

ዘጸ 20:13፣ ማቴ 15:19፣ 1ጴጥ 4:15

ማቴ 5:21, 22፣ ማር 7:21 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ዘፍ 4:4-16—ቃየል ካብ የሆዋ ፍቕራዊ ምኽሪ እኳ እንተ ተዋህቦ፡ ነቲ ጻድቕ ሓዉ ኣቤል ቀተሎ

    • 1ነገ 21:1-26፣ 2ነገ 9:26—እቶም እኩያት ዝነበሩ ንጉስ ኣከኣብን ንግስቲ ኢዛቤልን ብስስዐ ተላዒሎም ንናቦትን ንደቁን ኣቕተልዎም

ባእሲ

ባእሲ” ርአ

ንውርምና፣ ርኽሰት፣ ምንዝርና፣ ዝሙት

ምንዝርና” ርአ

ኣምልኾ ጣኦት

ኣምልኾ ጣኦት” ርአ

ውድድር፣ ቅንቅን

መክ 4:4፣ ገላ 5:26

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ማር 9:33-37፣ 10:35-45—የሱስ ንሃዋርያቱ፡ ምርኡይ ቦታ ንምርካብ ይወዳደሩ ብምንባሮም ብተደጋጋሚ ኣረሞም

    • 3ዮሃ 9, 10—ድዮትሬፌስ ንኣሕዋት “ኣውራኦም” ኪኸውን ይደሊ ነበረ

ዓመጻ፣ ባእሲ

መዝ 11:5፣ ምሳ 3:31፣ 29:22

1ጢሞ 3:2, 3፣ ቲቶ 1:7 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ዘጸ 21:22-27—ሰባት እንተ ተባኢሶም እሞ ጕድኣት ወይ ሞት እንተ ኣስዒቦም፡ ብመሰረት ሕጊ ሙሴ ይቕጽዑ ነበሩ

ዘረፋ

መዝ 62:10፣ 1ቈረ 5:10, 11፣ 6:9, 10

ምሳ 1:19፣ 15:27 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ኤር 22:11-17—የሆዋ ንንጉስ ሻሉም (ዮኣሓዝ) ብሰንኪ ዘረፋን ካልእ ከቢድ ሓጢኣትን ኰነኖ

    • ሉቃ 19:2, 8—ዘኬዎስ እቲ ሓለቓ ኣከብቲ ቐረጽ ካብቲ ብምዝራፍ ዝፈጸሞ ሓጢኣት ተነስሐ፡ ከም ዚኽሕስ ድማ ቃል ኣተወ

    • ግብ 24:26, 27—ሃዋርያ ጳውሎስ ነቲ ኻብኡ ጉቦ ዚጽበ ዝነበረ ፌሊክስ ዚብሃል ሹም፡ ከምቲ ተስፋ ዝገበሮ ኣይሃቦን

ደም ብዘይግቡእ ምጥቃም

ዘፍ 9:4፣ ዘዳ 12:16, 23፣ ግብ 15:28, 29

ዘሌ 3:17፣ 7:26 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • 1ሳሙ 14:32-34—እስራኤላውያን ደሙ ብግቡእ ዘይፈሰሰ ስጋ ብምብላዖም ኣብ ቅድሚ የሆዋ ሓጥኡ

ጃህራ

ጃህራ” ርአ

ጉቦ ምቕባል ወይ ምሃብ

ዘጸ 23:8፣ መዝ 26:9, 10፣ ምሳ 17:23

ዘዳ 10:17፣ 16:19፣ መዝ 15:1, 5 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • 1ሳሙ 8:1-5—ደቂ ነብዪ ሳሙኤል ናይ ኣቦኦም ጽቡቕ ኣብነት ኣብ ክንዲ ዚስዕቡ፡ ጉቦ ይቕበሉን ፍትሒ የቕንኑን ነበሩ

    • ነህ 6:10-13—ሸማዕያ ናይ ሓሶት ትንቢት ምእንቲ ኺንበን ንነህምያ ምእንቲ ኼፍርሆን ንዕዮ የሆዋ ዕንቅፋት ምእንቲ ኪኸውንን ተባሂሉ ተቘጽረ

ጐዳኢ ወረ፣ ኣብ ነገር ካልኦት ጣልቃ ምእታው

ጸርፊ

ማቴ 5:22፣ 1ቈረ 6:9, 10፣ ኤፌ 4:31

ዘጸ 22:28፣ መክ 10:20፣ ይሁ 8 እውን ርአ

ጽዩፍ ዘረባ ወይ ጽዩፍ ዋዛ

ፈንጠዝያ፣ ቀይዲ በተኽ ድግስ

ሮሜ 13:13፣ ገላ 5:19, 21፣ 1ጴጥ 4:3

ምሳ 20:1፣ 1ቈረ 10:31 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ዳን 5:1-4, 30—ንጉስ ቤልሻጽር ኣብቲ ንሱ ዘዳለዎ “ዓብዪ ድግስ” ሰኸረ፡ ንየሆዋ እውን ጸረፎ፣ እዚ ኸኣ ሞት ኣስዓበሉ

ፍልልይ፣ ኑፋቐ