ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ጭንቀት

ጭንቀት

ብሰንኪ ድኽነት፡ ጥሜት፡ ወይ ቤት ኣልቦነት ዲኻ እትጭነቕ፧

ምሳ 10:15፣ 19:7፣ 30:8

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ድጕ 3:19—ድሕሪ ጥፍኣት የሩሳሌም፡ ነብዪ ኤርምያስ ከም መብዛሕትኦም ደቂ ዓዱ ቤት ዘይብሉ ዀይኑ ነበረ

    • 2ቈረ 8:1, 2፣ 11:27—ኣብ መቄዶንያ ዝነበሩ ክርስትያናት ብሰንኪ ኽቱር ድኽነት ኣብ ጭንቂ ነበሩ፣ ሃዋርያ ጳውሎስ ከኣ ብዙሕ ግዜ ምግብን ክዳንን መዕቀልን ይስእን ነበረ

  • ዜጸናንዕ ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ፦

ፈታዊ ስለ ዘይብልካ፡ በይንኻ ስለ ዝዀንካ፡ ወይ ፍቕሪ ስለ ዘይረኸብካ ዲኻ እትጭነቕ፧

እዮ 19:19፣ መክ 4:10, 12

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • 1ነገ 18:22፣ 19:9, 10—ነብዪ ኤልያስ ካብ እሙናት ኣገልገልቲ የሆዋ ንሱ በይኑ ኸም ዝተረፈ ዀይኑ ተሰሚዕዎ ነበረ

    • ኤር 15:16-21—ነብዪ ኤርምያስ ንመልእኽቱ ዕሽሽ ብዚብሉ መስሓቕቲ ተኸቢቡ ብምንባሩ በይኑ ኸም ዝተረፈ ዀይኑ ተሰሚዕዎ ነበረ

  • ዜጸናንዕ ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ፦

  • ዜጸናንዕ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • 1ነገ 19:1-19—የሆዋ ንነብዪ ኤልያስ ግብራዊ ሓገዝ ሃቦ፡ ዘተሓሳሰቦ ነገራት ብትዕግስቲ ሰምዖ፡ ብዛዕባ ሓይሉ ንጹር መዘኻኽሪ ብምሃብ እውን ኣተባብዖ

    • ዮሃ 16:32, 33—የሱስ ንበይኑ ሓዲጎምዎ ዚኸዱሉ ግዜ ኸም ዚመጽእ ይፈልጥ እኳ እንተ ነበረ፡ በይኑ ኸም ዘይኰነ ይፈልጥ ነበረ